እንተተማሪኽና እውን ብጁንታ ህወሓት ዘይኮነስ ብኢትዮጵያውያንን ኢትዮጵያዊነትን ኢዩ – ሌ/ጄ ባጫ ደበሌ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ክልል ትግራይ እናካየዶ ዝነበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዛዚሙ ንህዝቢ ናብ ምርግጋእን ናብ መንበሪኡ ምምላስን ከምዝጀመረ ሌተናል ጄነራል ባጫ ደበሌ ኣፍሊጦም።
ኣዛዚ ግምባር ራያ ሌተናል ጄነራል ባጫ ደበሌ፥ ብዛዕባ ወፍሪ…