ጉጅለ ህወሓት ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ኣብ ዝተሸሙሉ መዓልቲ ናይ ውልቀ ሓለውቶም ናብ ቢሮን መንበሪ ገዝኦምን ከየኣትዉ ይኽልክሉዎም…
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተልዓሉሎም ሓቶታት መልሲ ይህቡ ኣለዉ።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘሃቡዎ ምላሽ፥ ኣብ 2010 ዓ.ም ሓዱሽ ምምሕዳር ክህልዎም ኣብ ዝኽእሉ ሰባት ጉጅለ ህወሓት…