Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ዴሞክራሲ ንምህናፅ ኣብ ዘኽእል ቅኑዕ መገዲ ኢያ ዘላ- ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ

ኣዲስ ኣበባ ፣22 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምባሳደር ፌዴሪኢ ኣብ ቤሊጂየም  ሂሩት ዘመነ፥ ኢትዮጵያ ዴሞክራሲ ንምህናፅ ኣብ ዘኽእል ቅኑዕ መገዲ ኢያ ዘላ ክብላ ተዛሪበን። እተን ኣምባሳደር ኣብ ብራስለስ ኣብ ዝተገበረ ኣኼባ፥ ኣብ ትግራይ ዝተገበረ ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ ናይ ውሽጢ ጉዳይ…

ኬኒያ ምስ ኢትዮጵያ ንዘለዋ ሕውነት ትኹረት ከምእትህብ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ህዳር ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኬኒያ ምስ ኢትዮጵያ ንዘለዋ ሕውነት ትኹረት ከምእትህብ ገሊፃ። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኬኒያ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካን ሕብረት ኣፍሪካን ኣምባሳደር ጆርጅ ኦሪና ምስ ኣምባሳደር ፌዴሪኢ ኣብ ኬኒያ ኣይተ መለስ ኣለም ተዛቲዮም። ኣምባሳደር…

ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ኣብ ኣልጀርስ ምስ ዓለም ለኸ ሓለፍቲ ትካላት ተመዛበልቲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣልጀረስ ነብያት ጌታቸው ምስ ዓለም ለኸ ሓለፍቲ ትካላት ተመዛበልቲ ፓውሎ ካፑቶን ፍላቪያ ጂኦርዳኒን ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ነብያት ኣብቲ ዘተ፥ ካብ ዓለም ለኸ ትካላት ተመዛበልቲ ደገፍ ምክርካብ ኣብ ዝካኣለሉን ኣብ ኢትዮጵያ…

ኢትዮጵያ ዜጋታታ መሊሳ እግሪ ንምትካል ትሰርሕ ኣላ – ኣይተ ዛዲግ ኣብርሃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ካብ መረበቶም ብምምዝባል ኣብ ሱዳን ኣብ ስደት ንዝርከቡ ዜጋታት ክልል ትግራይ መሊሱ እግሪ ናይ ምትካል ስራሕ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ሚኒስትር ህንፀት ማእኸል ዴሞክራሲ ኣይተ ዛዲግ ኣብርሃ ገሊፆም። ኣይተ ዛዲግ፥…

ብኣረጊት ብር ዝግበር ዕዳጋ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ደው ኢሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኣረጊት ብር ዝግበር ዕዳጋ ሎሚ መዓልቲ 22 ሕዳር 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ደው ኢሉ ኣሎ። ምልዋጥ ኣረጊት ባጤራ ብር ኢትዮጵያ 6 ታሕሳስ 2013 ከምዝዛዘም ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ቅድመ ሐዚ ምግላፁ ይዝከር። ይኹን እንበር እቲ ባንኪ 10 ሕዳር…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 540  ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 817 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ   540  ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 110 ሺሕን…

ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣብ ባህሊ፣ ሃይማኖትን ቋንቋን ዓቢይ ዘለወን ምትእስሳር ናብ ኢኮኖሚያዊ ውህደት ከዕብየኦ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብባህሊ፣ ሃይማኖትን ቋንቋን ዓቢይ ምትእስሳር ዘለወን ኢትዮጵያን ጅቡቲን ናብ ኢኮኖሚያዊ ውህደት ከዕብየኦ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ፥ ኣብ ብሄራዊ ቤት ምኅሪ ጅቡቲ ተረኺበን መደረ ኣስሚዐን።…

295 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)295 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናበ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። እቶም ናብ ሃገሮም ክምለሱ ዝኸኣሉ ዜጋታት፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ መንግስቲ ስዑድ ዓረብ ብምትሕብባር ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ እቶም ካብ…

ኣብ ኣሚሶም ዝርከብ መበል 32 ሞተራይዝድ ሻለቃ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቡ ምዝታዩ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣሚሶም ዝርከብ መበል 32 ሞተራይዝድ ሻለቃ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቡ ምዝታዩ ተገሊፁ። ነቲ ዘተ ዝመርሑ ኣዛዚ ሴክተር ሰለስተ ብርጋዴር ጀነራል ዘውዱ ሰጥኣርጌ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብዚ ዘሎ መራሒ ይኹን ተመራሒ ጉጅለ…

እናተኻየደ ምስ ዝርከብ ወፍሪ ተተሓሒዙ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዘሃቡዎ ምላሽን መብርሂን፦

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቅድሚ ክብል ኣዛዚ እዚ ሰሜን ዝነበሩ ጄነራል ድሪባ ምስ ኣመራርሓታት እቲ ጁንታ ምሳሕ ምስ በልዑ ንባዕሎም ስሒቶም ኣብ ሆስፒታል ከምዝርከቡ ገሊፆም። ኣባላት እቲ ጁንታ በቶም ኣዛዚ ዝተሸወሙ ኣይቅብለን ምባሎምን ንምክትል ኣዛዚ እዚ ሰሜን…