Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ መቐለ ብዝተገበረ ተፍቲሽ መኽዘን ኣፅዋር ኩይናት እቲ ጉጅለ ጥፍኣት ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ህዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ብዝተገበረ ተፍቲሽ መኽዘን ኣፅዋር ኩይናት እቲ ጉጅለ ጥፍኣት ተታሒዙ። ብመሰረት እዚ ሰለስተ ኮንቴይነር ጠበንጃ፣ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ጠያይቲ፣ ክላሽንኮቭ፣ ስናይፐር፣ መንብዒ ቡምባን ፈንጅታትን ተታሒዞም ኣለዉ። ብተወሳኺ…

ጋዜጠኛ ዳዊት ከበደ ብዝተጠርጠረሉ ገበን ቤት ፍርዲ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጋዜጠኛ ዳዊት ከበደ ብዝተጠርጠረሉ ገበን ሎሚ መዓልቲ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ። እቲ ተጠርጣሪ ዝተዛበዐ ሓበሬታ ብምቕራብን ጎንፂ ብምቕስቃስን ሕገ መንግስቲን ሕገ መንግስታዊ ስርዓትን ንምፍራስ እንትንቀሳቐስ ነይሩ ኢዩ ብምባል መርማሪ ፖሊስ ንመጋባእያ…

ኣገልግሎት ቴሌኮም ኣብ ኣላማጣ ሙሉእ ብሙሉእ እንትጅምር ኣብ ካልኦት ከባቢታት ትግራይ ድማ ብኸፋል ጀሚሩ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣገልግሎት ቴሌኮም ኣብ ከተማ ኣላማጣ ሙሉእ ብሙሉእ እንትጅምር ኣብ ካልኦት ከባቢታት ትግራይ ድማ ብኸፋል ከምዝተጀመረ ኢትዮ ቴሌኮም ኣፍሊጡ። ብኽፋል ዝተጀመረሎም ከባቢታት ዳንሻ፣ በተርካን፣ ሑመራ፣ ሸራሮ፣ ማይፀብሪን ማይካድራን ኢዮም። ኣብ…

መንግስቲ ሕጊ ናይ ምኽባር ስርሑ ብምዝዛም ናብ ልምዓት ንክምለስ እንገብሮ ምትሕብባር ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና-ተጋሩ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ህዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ሕጊ ናይ ምኽባር ስርሑ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ብምዝዛም ናብ ናይ ልምዓት ስርሑ ንክምለስ እንገብሮ ምትሕብባር ኣጠናኺርና ከምዝቕፅሉ ተጋሩ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ገሊፆም። ኣብ ኩለን ክፍላተ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ተጋሩ ኣብ ሃገራዊ እዋናዊ…

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከቡ ባንኪታት ሒሳብ ዝኸፈቱ ካብ ትግራይ ወፃእ ዘለዉ ዓማዊል ኣብ ዘለውሉ ከባቢ ሒሳቦም ንኸንቀሳቕሱ ተፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከቡ ባንኪታት ሒሳብ ዝኸፈቱ ካብ ትግራይ ወፃእ ዘለዉ ዓማዊል ኣብ ዘለውሉ ከባቢ ሒሳቦም ንኸንቀሳቕሱ ከምዝተፈቐደ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ብገበን ተጠርጢሮም ሒሳቦም ንኸይንቀሳቐስ ካብ…

ብሪታኒያ ክታበት ፒፋይዘር ካብ ዝመፅእ ሰሙን ጀሚሩ ኣብ ረብሓ ክውዕል ፍቓድ ሂባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታኒያ ብፒፋይዘር/ባዮኤንቴክ ዝፈረየ ክታበት ቫይረስኮሮና ብስፍሓት ኣብ ኣገልግሎት ክውዕል መረጋገፂ ፍቓድ ዝሃበት ፈላሚት ሃገር ኮይና። ኤጀንሲ ቁፅፅር ኣፋውስን ናውቲ ሓለዋ ጥዕናን እታ ሃገር ከም ዘፍለጦ እቲ 95 ሚኢታዊት ካብ ኮቪድ-19…

ኣብ ከተማ ዳንሻ ህዝባዊ ድጋፍ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ዳንሻ ህዝባዊ ድጋፍ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ እቲ ህዝቢ ንጁንታ ህወሓት ብምውጋዝ መልእኽቲታት ኣመሓላለፉ። ንቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስጋና ብምቕራብ፥ ኣብ ዝግበር ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኣብ ጎድኖም ከምዝስለፉ…

ኣፈፃፅማን ትልምን ፕሮጀከት ውሕስነት ምግቢ ከተማታት ብዝምልከት ዘተ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣፈፃፅማን ትልምን ፕሮጀክት ውሕስነት ምግቢ ከተማታት ብዝምልከት ዘተ ይግበር ኣሎ። ስትሪንግ ኮሚቴ ፕሮጀከት ውሕስነት ምግቢ ከተማታት ኣብ ዝገብሮ ዘሎ ዘተ፥ ኣብዚ በጀት ዓመት ናብቲ ፕሮጀክት ዝተሓወ3ሱ 72 ከተማታት ናብ ተግባር ምእታው ኣብ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈንጀረ ቡምባ ምንም ዓይነት ዘብፅሖ ጉድኣት የለን – ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈንጀረ ቡምባ ምንም ዓይነት ዘብፅሖ ጉድኣት የለን ክብል ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ሎሚ ንጎሆ ሰዓት 1: 30 ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ፍሉይ ስሙ ኣደባባይ ጎርጎርዮስ ኣብ ዝበሃል ከባቢ ኣብ ዝርከብ ሓደ መዋህለሊ/ገንዳ…

ኣምባሳደር መርዋን በድሪ ኣብ ክሊ ሃገራዊ እዋናዊ ጉዳይ ምስ ናይ ሱዳንን ፓላንድን መዘናታቶም ኣብ ካይሮ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ሓላፊ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ግብፂ ኣምባሳደር መርዋን በድሪ ኣብ ክሊ ሃገራዊ እዋናዊ ጉዳይ ምስ ናይ ሱዳንን ፓላንድን መዘነታቶም ኣብ ካይሮ ተዛቲዮም። ኣብ እዋን እቲ ዘተ፥ መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ሕጊ ናይ…