Fana: At a Speed of Life!

ስራሕቲ ህንፀት ኮንክሪት መገዲ ኣስፓልት 48 ኪሎ ሜትሮ ቱርሚ-ኦሞ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስራሕቲ ህንፀት ኮንክሪት መገዲ ኣስፓልት 48 ኪሎ ሜትሮ ቱርሚ-ኦሞ  ከምዝተዛዘመ በዓል መዚ መገዲታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። 57 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ መገዲ ንምዝዛም ይስራሕ ዘሎ እንትኸውን፥ ዝተረፈ ክፋል ብፅርየት ንምዝዛም በትኹረት ይስራሕ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክታበት ቫይረስኮሮና ንምጉዕዓዝ ዘኽእል ምድላዉ ዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክታበት ቫይረስኮሮና ንምጉዕዓዝ ዘኽእል ምድላዉ ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ። እቲ ክታበት ንምጉዕዓዝ ሳይናው ምስ ዝተብሃለ ትካል ኣሊባባ ብሽርክና ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ ክታበት ደረጅኡ ብዝሓለወ መዝሓሊ ብምንባር ኣብ ሓደ…

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼብኡ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼብኡ ከካይድ ኢዩ። እቲ ኮሚቴ ስራሕ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምድሃብ ኢዩ ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ። ኣብ እተፈላለዩ እዋናዊን ሃገራዊን ዛዕባታት ብምዝታይ ኣንፈት ከቐምጥ ኢዩ ዝብል…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 595 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 522 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ  595 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 111 ሺሕን 579…

መርማሪ ቦርድ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ሆስፒታል እዚ ምዕራብ ንኣባላት ሰራዊት ዝግበር ሓገዝ ሕክምና ተዓዚቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ሆስፒታል እዚ ምዕራብ ንኣባላት ሰራዊት ዝግበር ሓገዝ ሕክምና ተዓዚቡ። ሎሚ ቅነ ኣብ ምዕራብ ትግራይን ጎረቤት ክልል ኣምሓራን ተዘዋዊሩ ስራሕቲ ምርመርኡ እናከናወነ ዝነበረ መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ…

ማዕረ ተሳታፋይነትን ተረባሕነትን ጉዱኣት ኣካል ንምርግጋፅ ዝሕግዝ ዝተኻተተሉ ሕጊ እናተዳለወ ከምዝኾነ ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋየ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማዕረ ተሳታፋይነትን ተረባሕነትን ጉዱኣት ኣካል ንምርግጋፅ ዝሕግዝ ዝተኻተተሉ ሕጊ እናተዳለወ ከምዝኾነ ሚኒስትር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋየ ገሊፀን። መዓልቲ ጉዱኣት ኣካል “ድሕሪ ኮቪድ-19 ንጉዱኣት ኣካል ኣካታቲ፣ ምቹው፣…

ምድላው ብሄራዊ መታወቂያ ናብ ተግባር ክእቶ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምድላው ብሄራዊ መታወቂያ ናብ ተግባር ክእቶ ከምዝግባእ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክባት ወፃኢን ሰላምን ገሊፁ። እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ትልሚን ኣፈፃፅማ ቀዳማይ ርብዒ ዓመትን በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ሚኒስቴር ሰላምን ተፀዋዕቲ ትካላቱን ኣብ ዝገምገመሉ እዋን…

ኢትጵያን ጀርመንን ክልተኣዊ ርክበን ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክባት ወፃኢን ሰላምን ዶክተር ነገሪ ሌንጮ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፈን ኣኦር ምስ ዝተምሐ ልኡኽ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ክልቲአን ሃገራት ቅድም ክብል ዝተፈላለዩ…

መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ዓውደ ምርኢት ብሄር ብሄረሰባት ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 15 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ምኽንያት ብምግባር መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ዓውደ ምርኢት ብሄር ብሄረሰባት ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ይካየድ ኣሎ። ህብረ ብሄራዊ ሓድነትን ማዕርነትን ንሓበራዊ ምዕባለ” ብዝብል መሪሕ ቃል እናተኸበረ ዝርከብ…

ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን 512 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን 512 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ተወካሊ ባንኪ ዓለም ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዑስማን ዲዮንን ኢዮም ተፈራሪሞምዎ፡፡…