Fana: At a Speed of Life!

ሆስፒታል ሕክምና ዓይኒ ኲሓ ናፃ ኣገልግሎት ንቕለ ተኸላ ብሌን ዓይኒ ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሆስፒታል ሕክምና ዓይኒ ኲሓ ምስ ኦፕሬሽን ኢትዮጵያን ፕሮጀክት ሂማልያ ካትሪክት ዝተብሃለ ትካል ምግባረ ሰናይን ብምትሕብባር ብዓይነቱ ዝተፈለየ ወፍሪ ናፃ ኣገልግሎት ሕክምና ዓይኒ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ክፍሊ ዓይኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኩሓ…

ንሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ እንገብሮ ደገፍ ኣብ ስራሕቲ ህንፀት ሃገር ኣሰር እነንብረሉ ኢዩ- ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ እንገብሮ ደገፍ ኣብ ስራሕቲ ህንፀት ሃገር ኣሰር እነንብረሉ ኢዩ ከብሉ  ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሬኢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ኣፈፃፅማ መከደባት እቲ ኮሚሽን ዝጠመተ ፀብፃብ ኣብ ዘዳመፅሉ እዋን፥ እቲ ኮሚሽን ልኡኹ…

ቤተልሔም ወልዴ ኣብ ሻምፒዮና ቦክሲንግ ኣፍሪካ ኣብ ልዕሊ መጋጥምታ ብልዑል ውፅኢት ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤተልሔም ወልዴ ኣብ ሻምፒዮና ቦክሲንግ ኣፍሪካ ኣብ ልዕሊ መጋጥምታ ብሰፊሕ ውፅኢት ተዓዊታ። እቲ ተጓሳጢት ኣብ ካልኣይ ዙር ከቢድ ሚዛን ብምዕራፍ ብውሳነ ዳይና ከምዝተዓወተት ተገሊፁ። ኣብ ምድብ ደቂ ተባዕቲዮ፥ ኢትዮጵያ በምውካል ዝተሳተፉ…

ቻይና ብሔራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ንዝሰርሖም ስራሕቲ ከምእትድግፍ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ብሔራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ንዝሰርሖም ስራሕቲ ከምእትድግፍ ገሊፃ። ኮሚሽነር ተመስገን ጥላሁን ምስ ኢኮኖሚክ ካውንስለር  ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ካውንስለር ያንግ (ዶ/ር) ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ እቲ ኮሚሽን ክሳብ ሐዚ ዝሰርሖም ስራሕቲን…

መንግስቲ ክልል ማእኸይ ኢትዮጵያ ን658 ተኣረምቲ ሕጊ ይቅርታ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ማእኸይ ኢትዮጵያ ን658 ተኣረምቲ ሕጊ ይቅርታ ከምዝገበረ ርእሰ ምምሕዳር እንዳሻው ጣሰው ኣፍሊጦም፡፡ ይቅርታ ዝተገበረ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኸበረ መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ አል ፈጥርን መፃኢ በዓል ፋሲካን ምኽንያት ብምግባር…

ሓበሬታታት ሳተላይት ብምጥቃም ስራሕቲ ምርምር ይስርሑ ኣለዉ – ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ጂኦ-ስፓሻልን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበሬታታት ሳተላይት ብምጥቃም ስራሕቲ ምርምር እናተሰርሑ ከምዝኾኑ ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ጂኦ-ስፓሻልን ገሊፁ። ኣብ ዓውዲ ጂኦ-ስፓሻል ንትካላት ሓበሬታ ተበፃሒ ክገብር ኣብ ዘኽእል ኩነታት ምስ መዳርግቲ ኣካላት እቲ ኢንስቲትዩት ተዛቲዩ፡፡…

ኣብ ዱባይ ዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ኣብታ ከተማ ኣብ ምንቅስቓስ ከቢድ ፅዕንቶ ከምዘሕደረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ኣብ ዱባይ ዝወቕዐ ከቢድ ዝናብ ስዒቡ ዘጋጠመ ሓደጋ ኣብታ ከተማ ኣብ ምንቅስቓስ ከቢድ ፅዕንቶ ከምዘሕደረ ተገሊፁ። ኣብታ ከተማ ናብ ኢንተርናሽናል መዕርፎ ነፈርቲ ዱባይ ዝሚወስድ መገዲ ሓዊሱ ኣውራ ጎዳናታትን መንበሪ…

ልኡኽ ናይጄሪያ ኣብ ዓውዲ ልምዓት መስኖ ስርናይ ኢትዮጵያ ልውውጥ ልምዲ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓን ሰብሞያን ዘካተተ ልኡኽ ናይጄሪያ ኣብ ዓውዲ ልምዓት መስኖ ስርናይ ኢትዮጵያ ልውውጥ ልምዲ ገይሩ። እቲ ልኡኽ ካብ ልውውጥ ልምዲ ብተወሳኺ÷ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳታት ኣቢቹ እኛኣን ቅምቢትን ብበኩታ ገጠም እናለምዐ ዝርከብ…

ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ዓቀፍ ፀረ ግዕዝይና ጉጅለ ብሪክስ ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኮሚሽነር ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌደራል ሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ዓቀፍ ፀረ ግዕዝይና ጉጅለ ብሪክስ ይዛተ ኣሎ። እቲ ዘተ ኣብ ሩሲያ ከተማ ሞስኮ ኢዩ እናተኻደ ዝርከብ፡፡ እቲ መድረኽ ዘተ…

ውሕስና ምግቢ ዜጋታት ንምርግጋፅ ሓገዝ መሓዙት ኣካላት ወሳኒ ከምዝኾነ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ምስ መንግስቲ ጃፓን ብሓባር ኣብ ዝሰርሑሎም ጉዳያት ጠሚቶም ምስ ኣምባሳደር እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ሂሮ ሺባታ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ልምዓት ፍርያት ሩዝ፣ ዕምበባ፣ ኣትክልቲን…