Fana: At a Speed of Life!

ኮሚቴ ወተሃደራዊ ሓበራዊ ጥምረት ኢትዮ ሱዳን ዘተ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ መበል 22 ንስር ክፍለ ሰራዊት ሳልሳይ ብርጌድ መበል ሳልሳይ ሻለቃን ኣመራርሓ ፖሊስ ፌዴራልን ምስ መበል 13 ከፍለ ሰራዊት መበል 14 ብርጌድ ታሽዓይ ሻለቃ ኣመራርሓ ሱዳን ኮሚቴ ወተሃደራዊ ሓበራዊ ጥምረት ኢትዮ ሱዳን ዘተ ኣካይዱ።…

ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ትካል ሰብኣዊ ደገፍ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ትካል ሰብኣዊ ደገፍ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲየን። ኣብ እዋን እቲ መድረኽ ዘተ ዳይሬክተር ዋና ቤት ዕዮ ሰብኣዊ ደገፍ ውድብ ሕቡራት መንግስታትሬና ገላኒ፣ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት…

ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጎድኡ መሰረተ ልምዓታት ብምፅጋን ትምህርቲ ንምጅማር ዘኽእል 50 ሚሊየን ብር በጀት ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ እዋን ምኽባር ሕጊ ዝተጎድኡ መሰረተ ልምዓታት ብምፅጋን ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ኣብ ኩሉ ከባቢታት ክጅመር ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ። ነዚ ድማ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጎድኡ መሰረተ ልምዓታት ብምፅጋን ትምህርቲ ንምጅማር ዘኽእል 50…

ኣብ ክሊ ምኽባር ሕጊ ማሕበረሰብ ዓለም ብምርዳእ ዕዉት ዲፕሎሚያስያዊ ስራሕ ተሰሪሑ ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ህልውናን ብዝምልከት ንማሕበረሰብ ዓለም ብምርዳእ ዕዉት ዲፕሎሚያስያዊ ስራሕ ተሰሪሑ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ፥ ቀንዲ…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ማሕበር ኮሚቴታት ብሄራዊ ኦሎምፒክ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ማሕበር ኮሚቴታት ብሄራዊ ኦሎምፒክ ኣፍሪካ(አኖካ) ሙስጠፋ ቤራፍ ተዛቲዮም። ኮሚቴታት ማሕበር ብሄራዊ ኮሚቴ ኣፍሪካ(ኣኖካ) ቀፃሊ ዕለተ ሰንበት ኣብ…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ኤጀንሲ መረዳእታን ምዝገባ መሬትን መሬት ተንከፍን ከተማታት ፌዴራል ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ኤጀንሲ መረዳእታን ምዝገባ መሬትን መሬት ተንከፍን ከተማታት ፌዴራል ብሓባር ንምስራሕ ዘኽአል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም። እቶም ትካላት ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ዓማውቲ ነሕብረተሰብ ግንዛበ ንምፍጣር ብሬዲዮ ብሓባር እናሰርሑ…

ስትሪንግ ኮሚቴ ፕሮጀክት ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ከተማታት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስትሪንግ ኮሚቴ ፕሮጀክት ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ከተማታት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ውሳነ ኣመሓላሊፉ። ፕሮጀክት ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ከተማታት 2009 ዓ.ም ዝተጀመረ እንትኸውን፥ ኣብ ከተማ ኣብ ዝኸፍአ ድኽነት ዘርከቡ ዜጋታት መግቢ ውሕስንኦም ንምርግጋፅ…

ኮሚቴታት ማሕበር ብሄራዊ ኮሚቴ ኣፍሪካ ዓመታዊ ሓፈሻዊ ጉባኤ ዕለተ ሰንበት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከሳልጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴታት ማሕበር ብሄራዊ ኮሚቴ ኣፍሪካ(ኣኖካ) ዓመታዊ ሓፈሻዊ ጉባኤ ዕለተ ሰንበት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከሳልጥ ኢዩ። እቲ ጉባኤ ኣብ ክሊ ኦሊምፒክ ስፖርትታት ኣፍሪካ ኣድለይቲ ኢዮም ኣብ ዝበሃሉ ዛዕባታት ክዛተ ኢዩ። አኖካ ቅድሚ ሒደት ኣዋርሕ…

ጆ ባይደን ፕሬዚዳንታዊ ስርሖም ምስ ጀመሩ ንኹሎም ኣሜሪካውያን ን100 መዓልቲ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ንክገብሩ ከምዝሓትዎም ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25  ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኣመሪካ ብምዃን ተመሪፆም ዘሎዉ ጆ ባይደን ዕላዊ ስርሖም ምስ ጀመሩ ንኹሎም ኣመሪካውያን ን100 መዓልቲ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ንክገብሩ ክሓቱዎም ምዃኖም ኣፍሊጦም። መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ንዝርጋሐን ምቊፅፃርን ቫይረስኮሮና ዓብዪ ግደ…

ክልላዊ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ 30 ታሕሳስ ከምዝዛም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25  ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብመሰረት ዝተቐመጠ ግዜ ሰሌዳ ክልላዊ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ ኣብ ኩለን ክልላት ክሳብ 30 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ከምዝዛም ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ነዚ ስዒቡ ቢሮ ትምህርቲ ክልላት ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ብምዝታይን ኣድላዪ ምድላው ብምግባርን እቲ…