ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ ሓዊሱ ን6 ሃገራት ኣፍሪካ ንዓውዲ ግብርና ዝውዕል 60 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዳይሮክቶሬት ቦርድ ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ ሓዊሱ ን6 ሃገራት ኣፍሪካ ንዓውዲ ግብርና ዝውዕል 60 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ገይሩ።
እቲ ደገፍ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2019 ኣብ ዝተገበረ ጉባኤ ለውጢ ከባቢ ኣየር ብመሰረት ዝተኣተወ ቃል ንምዕዋት…