Fana: At a Speed of Life!

እስራኤል ኣብ ልዕሊ ኢራን መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ልዕሊ ኢራን መጥቃዕቲ ድሮን ከምዘብፀሐት ሮይተርስ ኣብቲ ጉዳይ ቅርበት ኣለዎም ዝበሎም ፍልፍላት ብምፅራሕ ፀብፂቡ። እስራኤል ኣብ ልዕሊ ኢራን መጥቃዕቲ ከይትገብር ፅዕንቶ እናተገበረላ ዝፀንሐ ይኹን እምበር እስራኤል መጥቃዕቲ ድሮን…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ክብ ኣቢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ክብ ኣቢሉ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ሰሙን 12 በረራ የካየድ ከምዝነበረ ኣዘኻኺሩ። ይኹን እንበር ካብ 9 ሰነ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ዝገብሮ በረራ ናብ 18 ክብ ከምዘብሎ ኣብ…

ኣብ ጂዳን ከባቢኣን ዘለዉ ኢትዮጵያዊያን ምስ ሰነድ ጉዕዞን ፓስፖርትን ተዛሚዱ ዘለዎም ፀገም ንምቕራፍ ዘኽአል ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጂዳን ከባቢኣን ዘለዉ ኢትዮጵያዊያን ምስ ሰነድ ጉዕዞን ፓስፖርትን ተዛሚዱ ዘለዎም ፀገም ንምቕራፍ ዘኽአል ዘተ ተሳሊጡ። ብዋና ዳይሬክተር ኢሚግሬሽንን ኣገልግሎት ዜግነትን ሰላማዊት ዳዊት ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ተወከልቲ ካብ ዝተፈላለዩ…

ኤሌክትሪክ ናይ ምክፍፋል ስራሕ ዓብዪ ኣካል ብምዃኑ እቲ ዓውዲ ሙሉእ ንሙሉእ ደገፍ ክግበረሉ ይግባእ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤሌክትሪክ ናይ ምክፍፋል ስራሕ ዓብዪ ኣካል ብምዃኑ እቲ ዓውዲ ሙሉእ ንሙሉእ ደገፍ ክግበረሉ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ሚኒስትራት ስራሕን ክእለትን፣ ምክልኻል ሃገር፣ ኢንዱስትሪን…

ኣባል ሃገራት ብሪክስ ኣብ ምክልኻል መጥቃዕቲ ሳይበር ብምውዳድ ክሰርሓ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ብሪክስ ኣብ ምክልኻል መጥቃዕቲ ሳይበር ብምውዳድ ክሰርሓ ይግባእ ተባሂሉ። መበል 10 ኣኼባ “ወርኪንግ ግሩፕ” ብሪክስ ሓለፍቲ ዓውዲታት ኩለን ኣባል ሃገራት ኣብ ዝተረኸብሉ ካብ 16 ክሳብ 17 ሚያዚያ 2024 ኣብ ሞስኮ ተሳሊጡ።…

ፍሪያት ሓፂነ መፂን ክብ ምባል ኣካል ፖሊሲ ልምዓት ኢንዱስትሪና ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2016 ዓ ም(ኤፍ ቢ ሲ)ፍሪያት ሓፂነ መፂን ክብ ምባል ኣካል ፖሊሲ ልምዓት ኢንዱስትሪና ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ብምጥቃም…

ባንኪ ዓለም ንምምሕዳር ታክስ ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ዘኽእል ፕሮጀክት ሓሙሽተ ዓመት ከምዝሓዘ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንምምሕዳር ታክስ ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ዘኽእል ፕሮጀክት ሓሙሽተ ዓመት ከምዝሓዘ ገሊፁ። ሚኒስቴር እቶትን ባንኪ ዓለምን ኣብ ኣተገባብራ እቲ ፕሮጀክት ዘቲዮም። ሚኒስተር እቶት ወ/ሮ ኣይናለም ንጉሴ፥ ቤት ዕዮአን ኣብ 2022 ዓ.ም…

መርሃ ግብሪ ብሄራዊ ዲጂታል መለለዪ መንነት ንህንፀት ስርዓት ዲጂታል ኢኮኖሚ ዘለዎ ረብሓ ልዑል ኢዩ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) መርሃ ግብሪ ብሄራዊ ዲጂታል መለለዪ መንነት ከም ሃገር ንህንፀት ስርዓት ዲጂታል ኢኮኖሚ ዘለዎ ረብሓ ልዑል ኢዩ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…

ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ተኸሊኦም ዝፀንሑ ዓውዲታት ንግዲ ኢንቨስትመንት ክፍቲ ክኾኑ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ተኸሊኦም ዝፀንሑ ስራሕቲ ንግዲ ኣታዊን ሰደድ ወፃኢን፣ ጅምላን ችርቻሮን ክፍቲ ከምዝኾኑ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ እቶም ዓውዲታት ንግዲ ንብዙሕ ዓማውቲ ተኸልኪሎም ከምዝፀንሑ ሓቢሩ።…

ኢንቨስትመንት ወፃኢ ብቐሊሉ ምስሓብ ዘኽእል ኣዋጅ ኢኮኖሚ ፍሉይ ዞባ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ብቐሊሉ ምስሓብ ዘኽእል ኣዋጅ ኢኮኖሚ ፍሉይ ዞባ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘሳለጦ መበል 21 ስሩዕ ኣኼብኡ፥ እቲ ኣዋጅ ዓውዲ ውልቀ ኣብ ዓውዲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ፣ ገብርና፣ ንግዲ፣ ኣገልግሎትን…