Fana: At a Speed of Life!

ከይዲ ህንፀት ስርዓት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ተቐራሪብካ ናይ ምስራሕን ምዝርራብን ባህሊ ዘምፀአ ኢዩ-ተስፋዬ በልጅጌ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከይዲ ህንፀት ስርዓት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ተቐራሪብካ ናይ ምስራሕን ምዝርራብን ባህሊ ዘምፀአ ኢዩ ክብሉ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ተስፋዬ በልጅጌ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር…

ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ለውጢ ዓመታት ስሉጥ ምዕባለ የመዝግብ ኣሎ-ኣይተ ኣወል ኣርባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ለውጢ ዓመታት ስሉጥ ምዕባለ የመዝግብ ኣሎ ክብሉ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ዓፋርን ኣይተ ኣወል ኣርባ ገሊፆም። እቲ ስሉጥ ምዕባለ ኢኮኖሚ ቀፃልነት ንምርግጋፅን ንግዲ ሰደድን…

ፓርቲ ብልፅግና ዕዳ ተይኮነስ ሃፍቲ ንክውርስ ብመሰረት ዝኣተዎ ቃል ብተግባር የረጋግፅ ኣሎ-ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ዕዳ ተይኮነስ ሃፍቲ ክነውርስ ኢና ኢሉ ብመሰረት ዝኣተዎ ቃል ብተግባር የረጋግፅ ኣሎ ክብሉ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)÷ ፓርቲ…

ዝካየዱ መፅናዕትታትን ምርምራትን ፀገም ማሕበረሰብ ዝቐርፉ ክኾኑ ይግባእ-ዩንቨርስቲ ኣክሱም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም መድረኽ ዘተ መበል ዓስራይ ሃገራዊ ኮንፈረንስ መፅናዕቲ የካይድ ኣሎ። ምክትል ፕሬዚደንት ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም ኣብርሃም ነጋሽ(ዶ/ር) ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፥ ነፍስ ወከፍ እነካይዶም ምርምራትን መፅናዕትታትን…

ልምዓት ኮሪደር ምዕባለ ከተማታት ኣብ ግምት ዘእተወ ኢዩ-ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ዝትግብሮ ዘሎ ልምዓት ኮሪደር ምዕባለ ከተማታት ኣብ ግምት ዘእተወ ኢዩ ክብሉ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ገሊፆም። ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ንዝሓለፉ ክልተ መዓልታት…

ዓቕሚ ምፍራይ መፍረይቲ ኢንዱስትሪታት 60 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ዝረኣዩ ማሕልኻታት ብምስታሕ  ዓቕሚ ምፍራየን 60 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ኢንዱስትሪን መላኩ ኣለበል ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓማውቲ በድሆታት እተን…

ኣዘርባጃን ብሄራዊ ሓዘን ኣዊጃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዘርባጃን ትማሊ ኣብ ካዛኪስታን ብሰንኪ ዝተፈጠረ ምሕምሻሽ ነፋሪት ብዘጋጠመ ሓደጋ ብሄራዊ ሓዘን ኣዊጃ። በቲ ሓደጋ 62 ተሳፈርቲን 5 ሰራሕተኛታትን ዝፀዓነት ነፋሪት ኣብ ካዛኪስታን ጥቓ ከተማ ኣክታው ምሕምሻሻ ይዝከር። ኢምብሬር 190…

ሕክምና ቁጥዐ ፀላም ከብዲ ኣብ 10 ሆስፒታላት ክልል ትግራይ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕክምና ቁጥዐ ፀላም ከብዲ (ሃፕታይትስ ቢን ሲን) ኣብ 10 ሆስፒታላት ክልል ትግራይ ከምዝተጀመረ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። እቲ ‎ቢሮ ጥዕና ዘድልዩ መመርመሪ ናወትን ቀረብ ኣፋውስን ብምምላእ ሕክምና ቁጥዐ ፀላም ከብዲ…

ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 18 ዕለተ ቀዳም ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ብዝነኣድ መገዲ ክካየድ ዝፀንሐ ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 18 ዕለተ ቀዳም ክዛዘም ኢዩ። ናብ ናይ መዛዘሚ ምዕራፍ ዝበፅሑ፥ ማዕረግ ሃይሉ፣ እየሩሳሌም ኣሰፋ፣ ግሩም ነብዩን እዮቤል ፀጋዬን ኣብ ሰለስተ ዙር…

380 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ 380 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ኣባል ፈፀጻሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር እቶትን ኣይናኣለም ንጉሴ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ዝነበረ ኣፈፃፅማ እቶት ዝጠመተ ኣብ ዝሃብኡ…