ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ናብ ስራሕ ክኣቱ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ናብ ስራሕ ክኣቱ ኢዩ ክብሉ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ዶክተር ሙሉ ነጋ ኣፍሊጦም። ዶክተር ሙሉ ነጋ ኣብዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ኣብቲ ክልል ዝርከቡ ኩሎም ኣብያተ ዕዮ መንግስቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ከተማ መቐለ መዕልታዊ ናብርኦም ጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Dec 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበርቲ ከተማ መቐለ ማዕልታዊ ናብርኦም ጀሚሮም። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከተማ መቐለ ምስተቖፃፀረ ምንቅስቓስ እታ ከተማ ናብ ስሩዕ ተመሊሱ እዩ። ሹቓት፣ ካፌን ምንቅስቓስ ትራንስፓርት ናብ ንቡሩ ስርሖም ምምላሶም ኣፍቲ ቦታ ዝርከብ ፀብፃቢ…
ስፓርት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ መዘውተሪ ስፖርት ለገጣፎ ለገዳዲ መሪቖም Gebremariam Weldegerima Dec 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ መዘውተሪ ስፖርት ለገጣፎ ለገዳዲ ብምምራቕ ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይሮም። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana ድረ ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ቡሌ ሆራ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም 2 ሺሕን 444 ተምሃሮ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Dec 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩኒቨርሲቲ ቡሌ ሆራ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም 2 ሺሕን 444 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቶም ተመረቕቲ ኣብ 2012 ዓ.ም ክምረቑ ዝነበሩ እንትኾኑ፥ ብምኽኒያት ቫይረስኮሮና ትምህርቲ ብምቁራፁ እቲ ስነስርዓት ምረቓ ንሎሚ ከምዝተገበረ ተገሊፁ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ክታበት ፒፋይዘር ኣብ ረብሓ ክውዕል ኣፅዲቓ Gebremariam Weldegerima Dec 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣሜሪካ ክታበት ፒፋይዘር ኣብ ረብሓ ክውዕል ኣፅዲቓ። እቲ ኤጀንሲ እቲ ክታበት ኣብ ረብሓ ንክውዕል ፍቓድ ንክህብ ካብ ምምሕዳር ዶናልድ ትራምፕ ሓያል ጸቕጢ ከም ዝበጽሖ ተገሊፁ። ሓላፊ ኤፍዲኤ ስቴፈን ሃን፥ ብዓርቢ ነቲ ክታበት ከጽድቕ ወይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኤጀንሲ ዳያስፖራ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዱባይን ሰሜን ኤሜሬትን ምስ ዝነብሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Dec 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ዳያስፖራ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዱባይን ሰሜን ኤሜሬትን ምስ ዝነብሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ተዛቲዩ። ብዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ወ/ሮ ሰላማዊት ዳዊት ዝምራሕ እቲ ጉጅለ ልኡኽ፥ ኣብቲ ከባቢ ምስ ዝነብሩ መራሕቲ…
ስፓርት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንዘህንፆ በዓል 12 ደብሪ ኩለ መዳያዊ ህንፃ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ Gebremariam Weldegerima Dec 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ 735 ካሬ ሜትር ንዘህንፆ በዓል 12 ደብሪ ኩለ መዳያዊ ህንፃ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ እቲ እምነ ኩርናዕ ኮሚሽነር ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣይተ ኤሊያስ ሽኩርን ተቀዳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 16 ሚልየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ መድሓኒትን ናውቲ ሕክምናን ናብ ትግራይ ክልል ይጎዓዓዝ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ 16 ሚልየን ብር ንላዕሊ ወፃኢ ዝተገበረሉ መድሓኒት ናይ ሕክምና መገልገሊ ናብ ትግራይ ክልል ይጎዓዓዝ ኣሎ። ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ድማ ክከፋፈል እዩ ተባሂሉ። እቲ መድሓኒት ናብ ዝተፈላለዩ ሆስፒታልን ጣብያ ጥዕናን ክከፋፈል እዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሜ/ጄ ፃድቃን ገብረተንሳኤ ሓዊሱ 40 ነበር ኣመራርሓ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስን መትሐዚ ትእዛዝ ወፂኡ Gebremariam Weldegerima Dec 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብክሕደት ሃገርን ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፌደራል ፖሊስን ክዕገቱ ብምግባር ዝተጠርጠሩ ሜ/ጄ ፃድቃን ገብረተንሳኤ ሓዊሱ 40 ነበር ኣመራርሓ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስን መትሐዚ ትእዛዝ ከምዝወፅአሎም ኮሚሽን ፖሊስ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 422 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Dec 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 807 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 422 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 115 ሺሕን…