Fana: At a Speed of Life!

ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ምስ ኣምባሳደር ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ሓመድ ኣል ዶሳሪ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኳታርን ነዊሕ እዋን ዘቑፀረ ከልቲኣዊ ርክብ ኢኮኖሚያዊ፣ ማህበራዊን ፖለቲካዊን ከምዘለወን እቶም ኣፈ…

ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝነበሩ ተጋሩ ይዘተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝነበሩ ተጋሩ ይዘተ ምህላዉ ተገሊፁ። ዕላማ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ምኽባር ሕጊን ኣብዚ ሐዚ እዋን ዝሳለጥ ዘሎ ነቲ ክልል መሊስካ እግሪ ናይ ምትካል ስራሕቲን ግደ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 300 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 867 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 300 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት…

ጃንሜዳ ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ ሰሙናት ናብ ንቡር ኣገልግሎቱ ከምዝምለስ ወ/ሮ ኣዳነች ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጃንሜዳ ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ ሰሙናት ናብ ንቡር ኣገልግሎቱ ከምዝምለስ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን። ኣመራርሓ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ መናእሰይ፣ ቤተሰብ ስፖርትን ኣርቲስታትን ብምዃን ኣብ ጃንሜዳ…

90 ኢትዮጵያውያን ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)90 ኢትዮጵያውያን ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብ መንጎ እቶም ናብ ሃገሮም ዝተመለሱ እቶም 10 ህፃናት ከምዝኾኑ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቶም ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ግሎባል ኣሊያንስ…

ወናኒ ኣውራምባ ታይምስን ጋዜጠኛን ዳዊት ከበደ ብዝተተርጠረሉ ገበን ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ ተኻቲዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ወናኒ ኣውራምባ ታይምስን ጋዜጠኛን ዳዊት ከበደ ባህታ ብዝተተርጠረሉ ገበን ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ ተኻቲዑ። መርማሪ ፖሊስ ቅድሚ ሕዚ ብዝተውሃቦ 13 መዓልቲ እዋን ምርመራ ኣብ ልዕሊ ተጠርጣሪ ዝገበሮ ምርመራ ንመጋባእያ ኣቕሪቡ። ዝተፈላለዩ ፅቡቕ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ልዕሊ 2 ሺሕን 700 ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ኲናት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፈ ሓደ ወርሒ ልዕሊ 2 ሺሕን 700 ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ኲናት ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ምስ ፖሊስ ፌደረራልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ብምውዳድ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ…

ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ህወሓት እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ ዳግም ከምዘየንሳዕርር መልክዑ ክዛዘም ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፀረ ለውጢ ኣብ ዝኾነ ጁንታ ህወሓት እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ ዳግም ከምዘየንሳዕርር ገይርካ ክዛዘም ከምዝግባእ ኣብ ክልል ሲዳማ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ ገሊፆም። ምምሕዳር ከተማ ሃዋሳ ኣብታ ከተማ ምስዝነብሩ ተወለድቲ ትጋራይ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 6ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 6ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 6ይ ዓመት 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ፥ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝርከብ መእከቢ ኣዳራሽ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ብመሰረት ደምቢ ቁፅሪ ዓንቀፅ 92 ኣሰራርሓ…

በዓል መዓልቲ ፀረ-ፆታዊ መጥቃዕቲ (ፃዕዳ ሪባን) ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብብርኪ ዓለም ንመበል 29 ግዘ ብኢትዮጵያ ድማ ንመበል 15 ግዘ ዝኽበር በዓል መዓልቲ ፀረ-ፆታዊ መጥቃዕቲ (ፃዕዳ ሪባን) ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ተኸቢሩ። ኣብቲ በዓል ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ፣ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን…