ሰለስተ ፕሮጀክት ገበታ ንሃገር ዘለውሉ ኩነታት ብዝምልከት ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉ ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰለስተ ፕሮጀክት ገበታ ንሃገር ዘለውሉ ኩነታት ብዝምልከት ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ መዓልቲ ዘተ ተኻይዱ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ እቶም ፕሮጀክትታት ናይ ዝፍፀሙሎም ክልላት ርእሳነ ምምሕዳር፣ ሚኒስትራትን…