እኒ ጃዋር መሓመድ ጉዳይና ኣብ ቀረባና ብዘሎ መጋባእያ ይረኣየልና ኢሎም ዘቕረቡዎ ሕቶ ውድቂ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ልደታ ምድብ ቀዳማይ መጋባእያ ጉዳያት ገበናት ሕገመንግስቲን ፀረ ግብረ ራዕዲን ጉዳይ እኒ ጃዋር መሓመድ ተመልኪቱ።
ቅድሚ ሕዚ ኣይተ ጃዋር መሓመድ፣ በቀለ ገርባ፣ ሃምዛ ኣዳነን ሸምሰዲን ጠሃን ብዘቕረቡዎ ናይ ፅሑፍ…