ም/ቀ/ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍቢሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፊነላንድ ፔካ ሃቪስቶ ተዛቲዮም።
ኣይተ ደመቀ መኮንን ብስልኪ ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ፥ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ልዕሊ ጁንታ ዝተወሰደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ምዝዛሙ…