ጁንታ ህወሓት ካብ ቤት ህንፀት ብምልቃቕ ንዘረፋ ዘዋፈሮም ገበነኛታት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ናይ ምውዓል ተግባር ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ህወሓት ካብ ቤት ህንፀት ብምልቃቕ ንዘረፋ ዘዋፈሮም ገበነኛታት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ናይ ምውዓል ተግባር ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ።
ኣብ ፖሊስ ፌዴራል ሓላፊ ዘፈር ምክልኻል ገበን ምክትል ኮሚሽነር መላኩ ፋንታ፥ ሎሚ መዓልቲ…