ኣብ ትግራይ ጉድኣት ዝበፅሖም መሰረተ ልምዓታት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብምፅጋን ኩለን ከተማታትን ጣቢያታት ገፀርን ኣብ ዝሓፀረ እዋን ሓይሊ ንክረኽባ ንምግባር…
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታህሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ጉድኣት ዝበፅሖም መሰረተ ልምዓታት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብምፅጋን ኩለን ከተማታትን ጣቢያታት ገፀርን ኣብ ዝሓፀረ እዋን ሓይሊ ንክረኽባ ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።
ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ከተማታት ዋጃ፣ ኣላማጣ፣ ኮረም፣ ማይጨው፣…