ንሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ዝኾኑ 450 ሺሕ ታብሌታት ክሳብ መወዳእታ ታሕሳስ ናብ ውሽጢ ዓዲ ክኣትዉ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ዝኾኑ 450 ሺሕ ታብሌታት ክሳብ መወዳእታ ታሕሳስ ናብ ውሽጢ ዓዲ ክኣትዉ ኢዮም ክብል ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ።
ብኦንላይን ዝወሃብ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ጥሪ ንምሃብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ።…