ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ኣድሂቡ ምስ መተሓባበርቲ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ዘተ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ደ,ጉዳያት ወፃኢን ዳይሬክተር ጀነራል ፐብሊክ ዲፕሎማሲን ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ምስ መተሓባበርቲ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ተዛቲዮም።
ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሃገር ኣድሂቡ ዝተሳለጠ እቲ ዘተ፥ ምስቲ መተሓባበርቲ እቲ ጉጅለ ሓቢርካ ምስራሕ…