ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምጥያሽ ፎረም መናእሰይ ዲፕሎማሰኛታትን ሰራሕተኛታትን ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምጥያሽ ፎረም መናእሰይ ዲፕሎማሰኛታትን ሰራሕተኛታትን ከምዝተኻየደ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ኣብ ዝተረኸባሉ ኢዩ፤ እቲ ፎረም ምጥያሽ ዲፕሎማሰኛታትን…