ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰላምን ልምዓትን እንበር ንኦነግ ሽኔ ቦታ ኣይብልናን-ህዝቢ ከተማ ደምቢ ዶሎ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ነበርቲ፣ ሰራሕተኛታት መንግስቲን ኣካላት ፀፅታን ዞባ ቄለም ወለጋ ከተማ ደምቢ ዶሎ ወፍሪ ምእላሽ ኣባላት ኦነግ ሽኔ ኣካይዶም። እቲ ዳህሳስ ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታ ዝተኻየደ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኦነግ ሸኔ ኣብቲ ከባቢ እናፈጠሮ ዝፀንሐ…
ዝንቕ ፋና ኣብ ህንዲ ብሰንኪ ፖሎቲካዊ ኣፈላላይ ዝተበተነ ሓዳር 10 ዓመት Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ምዕራባዊ ክፋል ህንዲ፡ ልዕሊ 10 ዓመት ዝገበረ ሓዳር ክልተ ፖሎቲከኛታት፡ ሰበይቲ ናብ መቐናቐንቲ ሰልፊ ብምጽንባራ ናብ ሓደጋ ወዲቑ ይርከብ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ፡ ኣባል ባይቶ ናይ'ቲ ብቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ዝምራሕ ሰልፊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ በዓል ልደት ፈረንጂ ንዘኽብሩ ፈተውቲ ኢትዮጵያን ማሕበረሰብ ዲያስፖራን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ልደት ፈረንጂ ንዘኽብሩ ፈተውቲ ኢትዮጵያን ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ኢትዮጵያን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ርሑስ በዓል ልደት ይኹነልኩም ክብሉ ድማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ታሪክ ብዘይምምሃር ኣብ ዕንክሊል ብሓዊ ምፅዋት ብዛዕባ ዘእትወና ተግባር ንምቅላስ ተዋዲድና ንስራሕ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዞባ መተከል ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ዝበፅሐ ሕልፈት ህይወትን ጉድኣት ኣካልን ብዝምልከት ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን። ሞት ብፍፁም ክንላመድ ኣይብልናን እወን ኢለን። ኣብ ዞባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፍልይቲ ተወካሊት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ውሽጢ ቀጠና ዘለዉ ህፃናት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ መልእኽተኛ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣጽቀስላሴ ምስ ፍልይቲ ተወካሊት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቨርጂኒያ ጋምባ ኣብ ውሽጢ ቀጠና ዘለዉ ህፃናት ተዛቲዮም። ኣብ እዋን እቲ ዘተ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ትካላት ዴሞክራሲ ፌዴራል ኣብ ጅግጅጋ ሎሚ መዓልቲ ክሳለጥ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ጅግጅጋ ኣምሪሑ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍድሪ ፌዴራል ወይዘሮ መአዛ አሸናፊ ፣ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ወይዘሮ ሽታዬ ምናለ፣ ኮሚሽነር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ሶማሌ ኣብ ዞባ መተከል ወረዳ ቡለን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ብዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሶማሌ ኣብ ዞባ መተከል ወረዳ ቡለን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ብዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ። ምንም ዓይነት ተሳትፎ ፖለቲካ ዘይብሎም ኣብ ክልል ቤኒሻንጉልጉምዝ ዞባ መተከል ወረዳ ቡለን ብረሃፆም ዝሓድሩ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 410 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 503ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 410 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 121 ሺሕን 399…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሓደሽቲ ኣባላት ካቢኔ ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሓደሽቲ ኣባላት ካቢኔ ተሸይሞም ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ምምሕዳር ኣይተ ገብረመስቀል ካሳ፥ ኣብቲ ክልል ካብ ሞንጎ ዘድሊዩ 16 ኣባላት ካቢኔ 11 ተሸምቲ ብወግዒ ስራሕ ምጅማሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ዶ/ር ኣዲስ ኣለም ባሌማ ንኻልኣይ ግዘ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2020 0 ኣምባሳደር ዶ/ር ኣዲስ ኣለም ባሌማ ንኻልኣይ ግዘ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ታሕሳስ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምባሳደር ዶክተር ኣዲስ ኣለም ባሌማ ንኻልኣይ ግዘ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም ጉዳዮም ተራእዩ። ስለዝኾነ መርማሪ ፖሊስ፥ ኣምባሳደር ዶክተር ኣዲስ ኣለም ባሌማ ልኡኽቶ ተቐቢሎም…