ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኮንሶን ከባቢኡን ተፈጢሩ ዝነበረ ፀገም ፀፅታ ንምፍታሕ ልዝብ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኮንሶን ከባቢኡን ተፈጢሩ ዝነበረ ፀገም ፀፅታ ንምፍታሕ ልዝብ ተኻይዱ። ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ህዝቢታት ኮንሶን ኣሌን ንዘበናት ዝዘለቐ ሓድነቶም ክቕፅል ብምገባር ነኒባዕሎም ከም ሓደ ኣባል ስድራቤት ኮይኖም ዝመፅኡ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ትግራይ ጁንታ ህወሓት ተመሊሱ ክመፅእ እዩ ካብ ዝብል ሓሳብ ክወፅእ ከም ዘለዎ ላዕለዋይ አመራርሓ ፖርቲ ብልፅግና ዶክተር አብርሃም በላይ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ጉጅለ ጁንታ ተመሊሱ ክመፅእ እዩ ካብ ዝብል ሓሳብ ክወፅእ ከም ዝግበኦ ላዕለዋይ አመራርሐ ፖርቲ ብልፅግና ዶክተር ኣብርሃም በላይ ኣፍሊጦም፡፡ ነበርቲ ከተማ መቐለ ምስ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝገብርዎ ዘለው ዘተ ሎሚ ውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኦሮሚያ ካብ ወፃኢ ዓዲ ዝዕድጎ ፍሪያት ስርናይ ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ይሰርሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ካብ ወፃኢ ዓዲ ዝዕድጎ ፍሪያት ስርናይ ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ይሰርሕ ምህላዊ ገሊፁ። በዚ ድማ ንዕድጊት ስርናይ ዝወፅእ ዝነበረ ዓመታዊ ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ንምድሓን ክካኣል ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ትልሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 4 ሺሕን 87 ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ከመርቕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 4 ሺሕን 87 ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ከመርቕ ኢዩ። ካብ መንጎ እቶም ተመረቕቲ እቶም 48 ብሳልሳይ ዲግሪ ዝሰልጠኑ ኢዮም ተባሂሉ። 3940 ብቐዳማይ ዲግሪ ብምሸታዊ ፕሮግራም 809፣ ብስሩዕ 3 ሺሕን 39፣ ብርሕቐት ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዋና ሙለር ሪልስቴት ኣይተ ሙሉጌታ ተስፋኪሮስ ብገበን ሙስና ተጠርጢሮም ሓዱሽ መዝገብ ምርመራ ተኸፊቱዎም Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዋና ሙለር ሪልስቴት ኣይተ ሙሉጌታ ተስፋኪሮስ ብገበን ሙስና ተጠርጢሮም ሓዱሽ መዝገብ ምርመራ ተኸፊቱዎም። እቶም ተጠርጣሪ በዝተኸፈተሎም መዝገብ ምርመራ ቀፃሊ ዕለተ ሰኑይ 19 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እቲ ጉዳዮም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፈረንሳይ ብሓድሽ ዓይነት ቫይረስኮሮና ዝተለኽፈ ናይ ፈለማ ሰብ ረኺባ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ብሓድሽ ዓይነት ቫይረስኮሮና ዝተለኽፈ ናይ ፈለማ ሰብ ከም ዝረኸበት ኣፍሊጣ። እቲ ውልቀሰብ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ብሪታንያ ዝመፀ ፈረንሳዊ ምዃኑ ሚኒስትር ጥዕና እታ ሃገር ኣረጋጊፁ። እቲ ሕሙም ዝኾነ ምልክታ ትከም ዘይነበሮ…
ቢዝነስ ብ500 ሺሕ ዝማዕበለ ሶፍት ዌር ምምሕዳር ኮንትራት ቡና ስራሕ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ቡናን ሻሂን ኢትዮጵያ ብ500 ሺሕ ዘማዕበሎ ሶፍት ዌር ምምሕዳር ኮንትራት ቡና ስራሕ ጀሚሩ። ሚኒስትር ግብርና ኣይተ ዑመር ሓሰን ምምሕዳር ውዕል ኮንትራት ናብ ስራሕ ምእታዉ ዝተወዘፈ ስርዓት ዕዳጋ ካብ ምውጋድ ብተወሳኺ ነዊሕ ግዜ…
Uncategorized ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 481 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 762 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 481 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 121 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት መንግስቲን ውልቀን ብመሰረት ዝኣተውኡ ቃል ንፕሮጀክት “መኣዲ ሃገር” ዝኸውን ገንዘብ ኣታዊ ገይረን Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት መንግስቲን ውልቀን ብመሰረት ዝኣተውኡ ቃል ንፕሮጀክት “መኣዲ ሃገር” ዝኸውን ገንዘብ ኣታዊ ገይረን። ብመሰረት እዚ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ማሕበረሰብ እቲ ባንኪን - 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ - 90 ሚሊየን ብር…
ጥዕና ወፍሪ ክታበት ፖሊዮ ኣብ ጅግጅጋ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕድመኦም ካብ ሓሙሽተ ዓመት ንታሕቲ ንዝኾኑ ህፃናት ዝወሃብ ወፍሪ ክታበት ፖሊዮ ኣብ ጅግጅጋ ተጀሚሩ። እቲ ክታበት ክሳብ 19 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ኣብ ኩሎም ዞባታት ክልል ሶማሌ፣ ወረዳታትን ምምሕዳራት ከተማን ክወሃብ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ…