ኣብ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ኣድሂቡ ምስ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ልዝብ ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝፀደቐ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ኣድሂቡ ምስ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ልዝብ ይግበር ኣሎ።
ኣብቲ ዘተ፥ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፣ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ዶክተር…