ቀ/ሚ ኣቢይ ሕብረተሰብ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ብምጥቃም ንሰብ ሞያታት ሕክምና ንኽሕግዝ ፀዊዖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሕብረተሰብ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ብምጥቃም ንሰብ ሞያታት ሕክምና ንኽሕግዝ ፀዊዖም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ፌስቡክ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ቁፅሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት እናወሰኸ ምዃኑ…