ምስ ፀገም ፀፅታ ዞባ መተከል ብዝተተሓሓዘ ዝተጠርጠሩ ክልተ ተወሰኽቲ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ዉዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ፀገም ፀፅታ ዞባ መተከል ብዝተተሓሓዘ ዝተጠርጠሩ ክልተ ተወሰኽቲ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ከምዝወዓሉ ቢሮ ህንፀት ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ሙሳ ሃሚድ ከምዝበልዎ፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቁፅፅር…