ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዳርፉር ዝርከብ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ልኡኽቱኡ ዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ሕብረት ኣፍሪካ ብጥምረት ኣብ ሱዳን ዳርፉር ዘዋፈሩዎ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ልኡኽቱኡ ምዝዛሙ ተገሊፁ። እቲ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም /ዩናሚድ/ ትማሊ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ መንግስቲ ሱዳን ፀፅታን ድሕንነትን ንምሕላው ሓላፍነቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብ/ጄ ኪዱ ኣለሙ ኣብ ኬንያ ኮይኖም ምስጢር ሃገር ንሓይሊታት ምክልኻል ዝተፈላለያ ሃገራት ይህቡ ከምዝነበሩ ፖሊስ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብርጋዴል ጀነራል ኪዱ ኣለሙ ኣብ ኬንያ ኮይኖም ምስጢር ሃገር ንሓይሊታት ምክልኻል ዝተፈላለያ ሃገራት ይህቡ ከምዝነበሩ ፖሊስ ገሊፁ። መርማሪ ፖሊስ እዚ ዝበለ ተጠርጣሪ ሎሚ መዓ፤ቲ ንሳልሳይ እዋን ናብ ቤት ፍርዲ ኣብ ዝቐረቡሉ እዋን ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብብርኪ ሃገር ለኸ ተቓላዕቲ ኤች ኣይቪ ዝኾነ ሰባት ወፍሪ ምርመራን ምጅማር ሕክምናን ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ለኸ ተቓላዕቲ ኤች ኣይቪ ዝኾነ ሰባት ወፍሪ ምርመራን ምጅማር ሕክምናን ዕላዊ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ፥ ለበዳ ኮቪድ-19 ኣዚዩ ካብ ሞንጎ ዝጎድኦም ግልጋሎታት ሓደ ንኤች ኣይ ቪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ህፁፅ ርዳእታ ንዘድሊዮም ወገናት ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ – ዶ/ር ሙሉ ነጋ Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ ) ኣብ ክልል ትግራይ ህፁፅ ርዳእታ ንዘድሊዮም ወገናት ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ሙሉ ነጋ ገሊፆም። ኣወዳድባ ካቢኔ ክልል ትግራይ እውን ብምኽንያት ፖለቲካዊ ኣመለኻኽትኡ ዝድፋእ…
ኮሮናቫይረስ ተወሰኽቲ 468 ሰባት ቫይረስ ኮሮና እንትርከቦም 243 ሰባት ድማ ኣብ ማእኸል ክፍሊ ፅኑዕ ሕሙማት ክትትል እናተገበረሎም ይርከብ Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 402 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 468 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 123 ሺሕን 856…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብኢትዮጵያውያን ነፋልጥ ብዝብል ንክልተ ኣዋርሕ ዝፀንሕ ወፍሪ ማሕበራዊ ሚዲያ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብኢትዮጵያውያን ነፋልጥ ብዝብል ንክልተ ኣዋርሕ ዝፀንሕ ወፍሪ ማሕበራዊ ሚዲያ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ወፍሪ ማሕበራዊ ሚዲያ፥ ካብ 21 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ክሳብ 14 ለካቲት 2013 ዓ.ም ኢትዮጵያ ዘለዋ ዓሚቕ ሃፍቲ ቱሪዝም፣ ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ትካላት ኣብ መኣዲ ንሃገር ዝኣተውዎ ቃል ተግባራዊ ይገብሩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላት ኣብ መኣዲ ንሃገር ዝኣተውዎ ቃል ተግባራዊ ይገብሩ ኣለዉ። ብመሰረት እዚ፦ ኣዳማ ቆርቆሮን ሚስማር ፋብሪካን - 10 ሚሊየን ብር ላየንስ ግሩፕ - 5 ሚሊየን ብር በላይነህ ክንዴ - 10 ሚሊየን ብር ኮርፖሬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ራይዚንግ ኢትዮጵያ” ብዝብል ሃሽ ታግ ወፍሪ ማሕበራዊ ሚዲያ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) “ራይዚንግ ኢትዮጵያ” ብዝብል ሃሽ ታግ ወፍሪ ማሕበራዊ ሚዲያ ተጀሚሩ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ቱሪዝም ኢትዮጵያን ምስ ካልኦት ኢትዮጵያውያን ብምትሕብባር ዘዳለውዎ ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ። ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ዝተሰሓሓቱ ናይ መራኸብቲ ሓፋሽ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኦክስፎርድ ዝፈረየ ክታበት ኣስትራዘኔካ ኣብ ብሪታንያ ኣብ ተግባር ንክውዕል ዘኽእል ፈቓድ ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦክስፎርድ ዝማዕበለ ኣስትራዘኔካ ዝተሰመየ ክታበት ቫይረስኮሮና ኣብ ብሪታንያ ካብ ዕለተ ሰኑይ ጀሚሩ ኣብ ተግባር ንክውዕል ፍቓድ ከምዝረኸበ ተገሊፁ። ብሪታንያ ካብዚ ክታበት 100 ሚልየን ብልቃጥ ኣቐዲማ ኣዚዛ ኣላ፤ እዚ ኸኣ ን50 ሚልየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብዓውዲ መዓድን ምፍራይ ዘኽእል ሃገራዊ ዓቕሚ ብምፍጣር ሸርፊ ወፃኢ ንምርካብ ዓቕማ ክተጠናኽር ኢያ-ቀ/ሚ/ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ብዓውዲ መዓድን ምፍራይ ዘኽእል ሃገራዊ ዓቕሚ ብምፍጣር ሸርፊ ወፃኢ ንምርካብ ዘኽእላ ዓቕማ ክተጠናኽር ኢያ ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ከምዝበልዎ፥…