Fana: At a Speed of Life!

ሰሜን ኮሪያ ናብ ምብራቓዊ ባሕሪ ባላስቲክ ሚሳኤል ከምዘወንጨፈት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ናብ ምብራቓዊ ባሕሪ ባላስቲክ ሚሳኤል ከምዘወንጨፈት ኣዛዚ ጥሙር ሓይሊ ደቡብ ኮሪያ ገሊፆም። እታ ሃር ሚሳኤል ዘወንጨፈት÷ ሃዋሳል-1 ኣር ኤ-3 ዝተብሃለ ስትራተጂካዊ ዓቕሚ ክሩዝ ሚሳኤልን ፈተነ ሓዱሽ ፒዮልጂ-1-2 ፀረ-ኣውሮፕላን…

ኣብ ትግራይ ኣብ ህንፀት ሰላምን ስራሕቲ ሰናይ ተበግሶን ዝጠመተ ስልጠና ንምናእሰይ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለዪ ከባቢታት ክልል ትግራይ ንዝተውፃእፅኡ 500 መናእሰይ ኣብ ህንፀት ሰላምን ስራሕቲ ሰናይ ተበግሶን ዝጠመተ ስልጠና ኣብ ዪንቨርስቲ መቐለ ይወሃቦም ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ "መንእሰይ ንህንፀት ሰላም ዲሞክራሲን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ኣስቶንቪላ፣ ኤቨርተንን ክሪስታል ፓላስን ንተጋጠምተን ብምስዓር ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 34 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣስቶንቪላ፣ ኤቨርተንን ክሪስታል ፓላስን ንተጋጠምተን ብምስዓር ተዓዊተን። በዚ ድማ ኤቨርተን ንኖቲንግሃም ፎረስት 2 ን 0 እንትትስዕር÷ ክሪስታል ፓላስ ንዌስትሃም 5 ን 2 ስዒራታ፡፡…

6ይ ጉባኤ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ኣፍሪካ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንክልተ መዓልቲታት ዝፀንሕን መራሕቲ ኣፍሪካ፣ ተወከልቲን ሰብ ሞያን ዝሳተፉሉ ሻድሻይ ጉባኤ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ኣብቲ ጉባኤ ኣብ ዝገበሩዎ…

ኢትዮጵያ ቡናን መቻልን ሓደ ማዕረ ተፈላሊየብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 22 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዝተራኸባ ጋንታታት ኢትዮጵያ ቡናን መቻልን ሓደ ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን፡፡ ናይ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ሸቶ ኣማኑኤል ኣድማሱ እንተመዝግባ፤ ምንይሉ ወንድሙ ድማ ብፍፁም ቅላዕ ንመቻል…

ኣብ ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ሰሜን ዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ንምጥፋእ ርብርብ እናተገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ሰሜን ዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ንምጥፋእ ርብርብ እናተገበረ ምዃኑ ምምሕዳር ዞባ ሰሜን ጎንደር ኣፍሊጡ፡፡ ካብ 10 ሚያዝያ 2016 ዓ.ም ምሸት ሰዓት 3 ጀሚሩ ኣብቲ ፓርክ ዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ንምጥፋእ ጎስጓስ ህዝቢ ብምፍጣር…

ዕጥቂ ተሓንጊጦም እናተቓለሱ ዝርከቡ ኣካላት ናብ መድረኽ ሃገራዊ ምኽክር ንኽመፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕጥቂ ተሓንጊጦም እናተቓለሱ ዝርከቡ ኣካላት ናብ መድረኽ ሃገራዊ ምኽክር ንኽመፅኡ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ጎንፂ ህይወትን ንብረትን የጥፍእ እምበር ፀገም ከምዘይፈትሕ ዝገለፃ ምክትል ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ሂሩት…

ኣብ 41 ዓመቱ ቅልጡፍ ሰዓት ማራቶን ዘመዝገበ ኣትሌት – ቀነኒሳ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ኣብ ለንደን ኣበ ዝተኻደ ውድድር ማራቶን  ልዕሊ 40 ዓመት ዝኾኖም ኣትሌታት ካብ 2019 ንደሓር ቅልጡፍ ሰዓት ብምምዝጋብ ናእዳ ረኺቡ፡፡ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ለንደን 2 ሰዓት 4…

ኣትሌት ጫላ ረጋሳ ኣብ ማራቶን ቪዬና 2024 ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጫላ ረጋሳ ኣብ ውድድር ጉያ ማራቶን ቪዬና 2024 2 ሰዓት 6 ደቒቕን 35 ሰከንድን ብምእታው ተዓዊቱ፡፡ ብተመሳሳሊ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ለንደን ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ 2 ሰዓት 4 ደቒቕን 15 ሰከንድን ብምእታው ካልኣይ ደረጃ…

ባንኪ ልምዓት ስታርት ኣፓት ብፋይናንስ ንምድጋፍ እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመሩ ስታርት ኣፓት ብፋይናንስ ንምድጋፍ ዘኽእሉ ኣሰራርሓታት ብምዝርጋሕ ተግባራዊ እናተገበሩ ከምዝኾኑ ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብመንግስት ፍሉይ ትኹረት ብስፍሓት ዝተጀመሩ ስታርት ኣፓት ብፋይናንስ ንምሕጋዝ እናተሰርሐ…