Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መኣዲ ንሃገር ንምስታፍ ገንዘብ ኣታዊ ንዝገበሩን ዘፍለጡን ትካላት ሻውዓይ ዙር ምስጋና ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ መኣዲ ንሃገር ንምስታፍ ገንዘብ ኣታዊ ብምግባር ብፅሒት ባንኪ ብምልኣኽ ንዘፍለጡ ትካላት ሻውዓይ ዙር ምስጋና ኣቕሪቡ። ብመሰረት እዚ፦ ትካል ኣገልግሎት ሎጅስቲክስ ባሕር ትራንስፖርት  ኢትዮጵያ - 30 ሚሊየን ብር…

ስነ ሰርዓት ቀብሪ ግንባር ማይፀብሪን ቅርቃርን ብምምራሕ ዓወት ዝሓፈሱ ኮሌኔል ኣለምነው ሞላ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ሰርዓት ቀብሪ ግንባር ማይፀብሪን ቅርቃርን ብምምራሕ ዓወት ዝሓፈሱ ምክትል ኣዛዚ መበል 33 ክፍለ ሰራዊት ኮሌኔል ኣለምነው ሞላ ተፈፂሙ። ኣብ ታሪኽ ህይወቶም ከምዝተገለፀ፥ ግንባር ማይፀብሪ ብምምራሕን እቲ ከባቢ ካብ ጁንታ ነፃ ብምግባርን ወፍሪ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 300 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 599 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 300 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 128 ሺሕን 616…

ንኣመራርሓ ዞባ መተከል ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ  ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ክልልን  ዞባ መተከል ንኣመራርሓ  ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ  ይወሃብ ኣሎ። ዓለም ለኻዊ፣ አህጉራዊ፣ ሀገራዊን ክልላዊን ትሕዝቶ ዘለዎን ብቪዲዮ ተቐሪፁ ዝቐረበ መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ እውን ነቶም ሰልጠንቲ…

ነበር ፕሬዚዳንት ክልል ትግራይ ሓዊሱ ካልኦት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ቀንዲ ኣመራርሓታት እቲ ጁንታ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ክልል ትግራይ ኣይተ ኣባይ ወልዱን ምክትል ፕሬዚዳንት ዶክተር ኣብራሃም ተኸስተን ሓዊሱ ካልኦት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ቀንዲ ኣመራርሓታት እቲ ጁንታ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ጥምር ሓይሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ፖሊስ ፌዴራልን…

ኣብ ከባቢያዊ ዲፕሎማሲ ዘድሃበ ዓውደ መፅናዕቲ ምስላጥ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢያዊ ዲፕሎማሲ ዘድሃበ ዓውደ መፅናዕቲ ምስላጥ ጀሚሩ። ኣብቲ ዓውደ መፅናዕቲ ኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ተሳተፍቲ እንትኾኑ፥ ኣብ ዲፕሎማሲ ለውጢ ከባቢ ኣየርን ሳይንስን፣ ዓለም ለኸ ማዕቐፍ ፖሊሲ ለውጢ ከባቢ ኣየርን ትካላትን ትኹረት…

ኣምባሳደር ሳሚያ ምስ ኣምባሳደር ሱዳን ኣብ ዶሃ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር አምባሳደር ሳሚያ ዘካሪያ ምስ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኣምባሳደር ሱዳን ኣብደልራሂም ኣልሲዲግ ሞሓመድ ጋር ኣብ እዋናዊ ክልተኣዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ፣ ኣብ እዋናዊ ዶብ…

ኣብ ቀፃሊ ዝሳለጥ ሃገራዊ መረፃ ዕዉት ንኽኸውን ጉዳያት መረፃ ዝከታተሉ መጋባእያታት ምድላዉ ናይ ባዕሉ ዝኾነ ግደ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀፃሊ ዝሳለጥ ሃገራዊ መረፃ ዕዉት ንኽኸውን ጉዳያት መረፃ ዝከታተሉ መጋባእያታት ምድላዉ ናይ ባዕሉ ዝኾነ ግደ ከምዘሎ ተገሊፁ። ጉዳያት መረፃ ምስ ዝከታተሉ መጋባእያታት ትፅቢት ዝግበረሎም ግደን ሓላፍነትን ዝምልከት ዘተ ተኻይዱ፡፡ እቲ ዘተ…

ኣብ እዋን ክረምቲ ካብ ዝለምዑ ዝራእቲ ኣብ 9 ሚሊየን ሄክታር ዝነበረ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ እዋን ክረምቲ ኣብ 13 ነጥቢ 4 ሄክታር መሬት ካብ ዝለምዐ ዝራእቲ ኣብ ትሽዓተ ሚሊየን ሄክታር ዝነበረ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ልምዓት ዝራእቲ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ ኢሳይያስ ለማ፥ ኣብ ክራማት ዓመተ 2012/2013 ኣብ…

ትኹረት ኣገልግሎት ብሄራዊ ወለንታዊ ማሕበረሰብ ዘላቒ ሰላማ ዝተረጋገፀ ሃገር ምህናፅ ኢዩ – ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ ) ትኹረት ኣገልግሎት ብሄራዊ ወለንታዊ ማሕበረሰብ ዘላቒ ሰላማ ዝተረጋገፀ ሃገር ምህናፅ ከምዝኾነ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን። ወይዘሮ ሙፈሪያ ፕሮግራማት ብሄራዊ ግልጋሎት ወለንታዊ ማሕበረሰብን ብሄራዊ መድረኽ ዘተን ኣመልኪተን ሎሚ…