Fana: At a Speed of Life!

ተወሰኽቲ 376 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 699 ሰባት ድማ ሒሹዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 949 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 376 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 128 ሺሕን 992 ከምዝበፅሐ…

ቦርድ ምርጫ ከይዲ ስራሕ ኣብያተ ፅሕፈት ጨንፈር ክልላት ቅልጡፍን ዘበናዊን ኣፈፃፅማ ስራሕ ንክህልዎም ዘኽእል ስልጠና ይህብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)  ብሔራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ከይዲ ስራሕ ኣብያተ ፅሕፈት ጨንፈር ክልላት ቅልጡፍን ዘበናዊን ኣፈፃፅማ ስራሕ ንክህልዎም ዘኽእል ስልጠና ምስ ወለንታዊያን ተካላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብምትሕብባር  ይህብ ኣሎ። እቲ ስልጠና ንክልተ መዓልታት…

ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ ምስ ሓላፊ ኤጀንሲ ኤክስፖርትን ኢምፖርት ዋሎኒያ ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ዋሎኒያ ቤልጂም ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቤልጂም ሂሩት ዘመነ ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ ምስ ሓላፊ ኤጀንሲ ኤክስፖርትን ኢምፖርትን ዋሎኒያ ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ዋሎኒያ ቤልጂም ዴላትሬ ዶሚኒክ ተዛቲየን። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ምቹው ኣማራፂ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮጀክት ኮይሻ ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሺመልስ ኣብዲሳን ካብ መንጎ ሃገራዊ ፕሮጀክትታት ሓደ ዝኾነ ፕሮጀክት ኮይሻ ጎብኒዮም። ብተወሳኺ ኣብ ከተማ ጂማ ዝተሰርሑ ፕሮጀክቲታት ልምዓት እውን ተዓዚቦም።…

ምምስራት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ሃፍቱ ብግቡ ንኽጥቀም ኣኽኢሉ ኢዩ – ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልል

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓታት ዞባ እናተውሃበ ዝነበረ ስልጠና መዕበዪ ዓቕሚ ተዛዚሙ። ኣብ መጠቓለሊ እቲ ስልጠና ተረኺቦም መብርሂ ዘሃቡ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልል ኣይተ ይስሃቕ ኣብዱልቃድር፥ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ብፍላይ…

ሓዱሽ ዓሌት ቫይረስኮሮና ናብ ኢትዮጵያ ከየኣቱ ጥንወቃቐ ይግበር ኣሎ – ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝተወሰና ሃገራት እናተርኣየ ዝርከብ ሓዱሽ ዓሌት ቫይረስኮሮና ናብ ኢትዮጵያ ከየኣቱ ኣድላዪ ጥንወቃቐ እናተገበረ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ካብ ወርሒ መስከረም 2013 ጀሚሩ ሓዱሽ ዓሌት ቫረስኮሮና ኣብ ሃገረ እንግሊዝ ምርኣዩ ይፍለጥ፤ እቲ…

ሁዋዌ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰፊሑ ንምንቅስቓስ እናሰርሐ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ሁዋዌ መንግስቲ ዘፈር ቴሌኮም ምኽፋቱ ስዒቡ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰፊሑ ንምንቅስቓስ እናሰርሐ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ እናዓበየትን ኣብ ቀፃሊ ኣዚያ ኣድላዪት ሃገር እናኾነት ምምፅኣ፥ ትሕቲ ሰሃራ ኣብ ዝርከባ 22 ሃገራት ሓላፊ ርክብ ህዝቢ…

ኣይተ የኋላሸት ጀመረ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ትራንስፖርት ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ የኋላሸት ጀመረ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ትራንስፖርት ኮይኖም ተሸይሞም። ኣይተ የኋላሸት ጀመረ ካብ 1 ጥሪ 2013 ዓ.ም ጀሚሮም ዝተሾሙ እንርኾኑ፥ ቅድም ክብል ኣብ ዝተፈላለዩ ትካላት ኣብ ዓውዲ ምህንድስና ተዋፊሮም ከምዘገልገሉ ካብ…

ረቂቕ ሕጊ ስነ-ስርዓት ገበንን መረዳእታን ብመንፅር ሰብኣዊ መሰላት ክመሓየሽ ይግባእ – ኢሰማኮ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትጵያ (ኢሰመኮ) ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረቡ ብዙሓት ብዙሓት ድንጋገታት ረቀቕቲ ሕጊ ስነ-ስርዓት ገበንን መረዳእታን ብመንፅር መምርሒታት ሰብኣዊ መሰላት ክመሓየሹ ከምዝግባእ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኣብ…

ኣብ መፋርቕ እዚ ዓመት ብር 442 ሚሊየንን 782 ሺሕን ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ክፋላት ሕብረተሰብ ደገፍ ተገይሩ- ኣይተ ላቀ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ብኮንትሮባነድ ዝውውር ዝተትሓዙን ሃፍቲ ህዝቢ ዝኾኑን ብር 442 ሚሊየንን 782 ሺሕን ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ክፋላት ሕብረተሰብ ደገፍ ተገይሩ ከብሉ ሚኒስትር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው ኣፍሊጦም። ብመሰረት እዚ ሞት ኣርቲስት ሃጫሉ…