Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ሓገዝ ንምግባር ኣባ ገዳታትን ሃዳ ሲንቄዎችን ናብ መቐለ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ሓገዝ ንምግባር ኣባ ገዳታትን ሃዳ ሲንቄዎችን ናብ መቐለ ኣቲዮም። እቶም ኣባ ገዳታትን ሃዳ ሲንቄታትን ኣብ መቐለ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ እንትበፅሑ ዋና ፈፃሚ ስራሕ…

ንብረት ትራንስ ኢትዮጵያ ዝኾና ኣብ ጅቡቲ ደው ኢለን ናይ ዝነበራ 179 ከበድቲ ተሸከርከርቲ መፍቱሓት ተመለስቲ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓዱሽ ተወካሊ ኩባኒያ ትራንስ ኢትዮጵያ ካብ ሚኒስትር ጉዳያት ውሽጢ ሃገር ጅቡቲ ናይቲ ኩባኒያ ንብረት ናይ ዝኾና 179 ተሸከርከርቲ መፍትሓት ተረኪቦም። ካብ ሞንጎ ዝተኣገዱ ትካላት ሓደ ዝኾነ ኩባኒያ ትራንስ ንብረት ዝኾና ንስራሕ ናብ ጅቡቲ…

ክልተ ሚኒስትራት ማላዊ ብኮቪድ-19 ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ክልተ ሚኒስትራት ማላዊ ብኮቪድ-19 ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ሓበሬታ ከምዝገለፁዎ፥ ሚኒስትር ጉዳያት ውሽጢ ሃገር ዝነበሩ ሊንግሰን ቤሌካንያማ ህይወቶም ሓሊፉ፡፡ ትማሊ ህይወቶም ዝሓለፉ ሚኒስትር ትራንስፖርት ማላዊ ሲዲክ እውን…

ዝተዋደደ ኣግሮ- ኢንዱስትሪ ፓርክቡልቡላ ኣብዚ ዓመት ስራሕ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)እናተሃነፁ ካብ ሞንጎ ዝርከቡፓርኪታት ሓደ ዝኾነ ዝተዋደደ ኣግሮ- ኢንዱስትሪ ፓርክቡልቡላ ኣብዚ ዓመት ስራሕ ከምዝጅመር ተገሊፁ ካብ መሪሕ ሕርሻ ናብ ኢንዱስትሪ ዝግበር ዝተዋደደ ስግግር ንምስላጥ፥ መንግስቲ እናተግበሮም ዝርከቡ ተግባራት ሓደ ዝተዋደደ…

ኣብ ክልል ትግራይ ሕፅረት መድሓኒትን መገልገሊ መሳርሒታት ሕክምናን ንምንካይ ዝምልከቶም ኣካላት ሓገዝ ክገብሩ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝተደንገገ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፈፃፅሙኡ ዝምርምር ቦርድ ኣብ ካልኣይ ዙር ትዕዝብቲ መስክ ዝተረኸቡ ውፅታት ኣመልኪቱ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ተዛቲዩ። እቲ መርማሪ ቦርድ ዝገበሮ ዘተ ። ምስ ሚኒስቴር ጥዕና ከምኡ እውን ምስ ቀዋሚ…

ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ይወስኽእ ምበር ቁፅሪ ተጠቀምቲ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ምንካዩ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ይወስኽእ ምበር ቁፅሪ ተጠቀምቲ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ምንካዩ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ብምትሕብባር ሚኒስትር ጥዕናን ቢሮ ጥዕና ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተዳለወ ዝርገሐ እቲ ቫይረስ ንምግታእ ዝዓለመ…

ኣብ ጎኒ ህወሓት ተሰሊፎም ዝነበሩ 120 ዕጡቓት ናፅነት ዓፋር ዝተሃቀነሎም ጥፍኣት ተግባራዊ እንተይገበሩ ብሰላም ናብቲ ክልል ምእታዎም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ጎኒ ህወሓት ተሰሊፎም ዝነበሩ 120 ዕጡቓት ናፅነት ዓፋር ዝተሃቀነሎም ጥፍኣት ተግባራዊ እንተይገበሩ ብሰላም ናብቲ ክልል ክኣትዉ ከምዝተገበረ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። ዝመፅአ ለውጢ ስዒቡ ካብ በረኻታት ኤርትራ ናብ ሃገር ዝኣተዉ ዕጡቓት…

ንስልጠና ብሄራዊ ግልጋሎት ወለንታ መናእሰይ ናብ ዩኒቨርሲቲ ወልቂጤ ዝኣተዉ መናእሰይ ምስ ሚኒስትር ሰላም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንስልጠና ብሄራዊ ግልጋሎት ወለንታ መናእሰይ ናብ ዩኒቨርሲቲ ወልቂጤ ዝኣተዉ መናእሰይ ምስ ኣመራርሓታት ፕሮጀክት ግልጋኮት ወለንታ ሚኒስትር ሰላም ተዛቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ዳይሬክተር ጀነራል ህንፀት ሰላም ወይዘሮ ኣስማ ረዲን ኣማኻሪ ሚኒስትር…

ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ህፁፅ ኣኼቡኡ ከሳልጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ህፁፅ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ከሳልጥ ኢዩ። ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፆ፥ ኣብቲ ጉባኤ ዝተፈላለዩ እዋናዊ፣ ክልላዊን ሃገራዊን ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ክመሓላለፉ ኢዮም፡፡ እዋናዊን ሓዱሽን…

ማሕበር ዊልቸር ኩዕሾ ስክዒት ኢትዮጵያ ኣባል ዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ዊልቸር ኩዕሶ ስክዒት ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበር ዊልቸር ኩዕሾ ስክዒት ኢትዮጵያ ኣባል ዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ዊልቸር ኩዕሶ ስክዒት ኮይኑ። ማሕበር ዊልቸር ኩዕሾ ስክዒት ኢትዮጵያ ካብ ዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ዊልቸር ኩዕሶ ስክዒት ፍቓድ ኣባልነት ምርካቡ ካብ ኮሚሽን ስፖርት ፌዴራልዝረኸብናዮ…