Fana: At a Speed of Life!

ኢንስቲትዩት ስፔስ፣ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ካብ ሳትላይት ዝርከቡ ሓበሬታታት ብግቡእ ኣብ ስራሕ ንኸውዕል ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ስፔስ፣ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ካብ ሳትላይት ዝርከቡ ሓበሬታታት ብግቡእ ኣብ ስራሕ ከውዕል ከምዝግባእ ባይቶ ወከልቲ ሀህዝቢ ኣተሓሳሲቡ። ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሃፍቲ ሰብን ቴክኖሎጂን እቲ ባይቶ፥ ምንቅስቓስ ስራሕቲ እቲ ኢንስቲትዩት…

ኣብ ጉዕዞ ልምዓት ቆላማ ከባቢታትን ሰበኽሳግም ዜጋታትን ዘተኮረ መድረኽ ዘተ ኣዲስ ወግዒ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ኣዲስ ወግዒ፤ አሓደ ጉዳይ ብኣሰናዳእነት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡ እቲ ቤት ፅሕፈት ከምዘፍለጦ፥ እቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ መድረኽ ኣብ ጉዕዞ ልምዓት ቆላማ ከባቢታትን ሰበኽሳግም ዜጋታትን ዘተኮረ ኢዩ፡፡ እዋናዊን…

ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። ብመሰረት እዚ፦ ማእኸል መሐገዚ ሕሙማት ልቢ ህፃናት ኢትዮጵያ ንተሓከምቲ ህፃናትን ስድረኦምን ስቓይ ንምንካይ ብናፃ እናሃቦ…

ተወሰኽቲ 463 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 305 ሰባት ድማ ሒሹዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 919 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 463 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 129 ሺሕን 455 ከምዝበፅሐ…

ኣይተ ስዩም መስፍን ፣ ኣይተ ኣስመላሽ ወልደስላሴኔን ኣይተ ኣባይ ፀሃዬን ተደምሲሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ኣይተ ስዩም መስፍን ፣ ኣይተ ኣስመላሽ ወልደስላሴኔን ኣይተ ኣባይ ፀሃዬን ሓዊሱ ኣመራርሓታት ጁንታ ተደምሲሶም። ሓላፊ መምርሒ ምውፋር ሰራዊት መክልኻል ብርጋዴር ጀነራልተስፋየ ኣያሌው፥ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ካልኦት ትካላት ፀፅታ ፌዴራልን…

ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለይ ምሰ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልባኪር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ፍሉይ ልኡኽ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይን ኣይተ ሃይለማርያም ምሰ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልባኪር ማያርዲት ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ከምኡ እው ሓበራዊ ፕሮጀክት ልምዓት ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን…

ሓይሊ ናፅነት ዓፋር ብምጥቃም ናብ ጂቡቲ ንምስጋር ዝተወጠነ ትልሚ ፈሺሉ ኢዩ – ኣይተ ኣወል ኣርባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ሰራዊት ምክልኻልን ክልል ዓፋርን ተዋዲዶም ብዝገበሩዎ ወፍሪ ኣብ ልዕሊ እቲ ጁናት ዓወት ብምሕፋስ ምኽኣሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ገሊፆም። ህወሓት ንመፈፀሚ ናይ ጥፍኣት ዕላምኡ ልዕሊ ሓደ ዓመት…

ዶ/ር ሊያ ታደሰ ክታበት ኮቪድ 19 ናብ 92 ሃገራት ተበፃሒ ንምግባር ኣተሓባባሪት ኮይነን ንክሰርሓ ተሓሪየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ክታበት ኮቪድ-19 ናብ 92 ሃገራት ተበፃሒ ንምግባር ኣብ ዝግበር ምንቅስቓስ ኣተሓባባሪት ኮይነን ንክሰርሓ ተሓሪየን። እቲ ጉጅለ ምንቅስቓስ ብውድብ ጥዕና ዓለምን ምትሕብባር ክታበትን ዝምራሕ እንትኸውን፥ ክታበት ቫይረስ…

ዝተዋደደ ኣግሮ- ኢንዱስትሪ ፓርክቡልቡላ ኣብዚ ዓመት ስራሕ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)እናተሃነፁ ካብ ሞንጎ ዝርከቡፓርኪታት ሓደ ዝኾነ ዝተዋደደ ኣግሮ- ኢንዱስትሪ ፓርክቡልቡላ ኣብዚ ዓመት ስራሕ ከምዝጅመር ተገሊፁ ካብ መሪሕ ሕርሻ ናብ ኢንዱስትሪ ዝግበር ዝተዋደደ ስግግር ንምስላጥ፥ መንግስቲ እናተግበሮም ዝርከቡ ተግባራት ሓደ ዝተዋደደ…

ኣብ ዞባ መተከል ኣብ ልዕሊ ንፁሃን መጥቃዕቲ እናፈፀመ ዝርከብ ጉጅለ ጥፍኣት ዝተጠናኸረ ስጉም አናተወሰደሉ ከምዝርከብ ኣብቲ ዞባ ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ኣብ ልዕሊ ንፁሃን መጥቃዕቲ እናፈፀመ ዝርከብ ጉጅለ ጥፍኣት ዝተጠናኸረ ስጉም አናተወሰደሉ ከምዝርከብ ኣብቲ ዞባ ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ኣፍሊጡ። እቲ ግብረ ሓይሊ፥ ዘለዉ ፀገማ ካብ ሱሮም ንምፍታሕ ናይ ሓፂር፣ ማእኸላይን ነዊሕን እዋን…