Fana: At a Speed of Life!

2 ሺሕን 525 ተተኮስቲ ጠያይቲ ተታሒዞም

አዲስ አበባ ፣ ጥር 6 ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መቆፃፀሪ ጣቢያ ወልዲያ ብዘይሕጋዊ መገዲ ብተሸከርካሪት ተሓቢኡ እናተጉዓዘ ዝነበረ 2 ሺሕን 525 ጠያይቲ ከምዝሓዘ ኮሚሽን ጉምሩኽ ጨንፈር ኮምቦልቻ ኣፍሊጡ። መራሒ ጉጅለ ትምህርቲን ስልጠናን ዓማዊል እቲ ጨንፈር ኣይተ ኣሳምነው ኣዳነ…

ነበርቲ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ስቡ ስሬ ንኦነግ ሸኔ ኮኒኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ነበርቲ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ስቡ ስሬ ሰላማዊ ሰልፊ ብምክያድ ንኦነግ ሸኔ ኮኒኖም። እቶም ሰልፈኛታት፥ “ኦነግ ሸኔ ኦሮሚኛ ዝዛረብ ወያነ ኢዩ”፤ “ኣብ መቓብር ኦነግ ሸኔን ወያነን ምዕባለና ክነረጋግፅ ኢና” ዝብሉ ጭርሖታት…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ፊንላንድ ሳውሊ ኒኒስቶ ብስልኪ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣6 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ፊንላንድ ሳውሊ ኒኒስቶ ብስልኪ ተዛቲየን። ትማሊ ብስልኪ ኣብ ዝነበረን ፃንሒት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ኩነታት ምብራቕ ኣፍረካን ከምኡ እውን ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ኣመልኪተን ምዝታየን ቤት ፅሕፈት…

ኣብ ልዕሊ ኦነግ ሸኔ እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ ልዑል ሓገዝን ምትሕብባርን ህዝቢ ከምዘሎ ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ኦነግ ሸኔ እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ ልዑል ሓገዝን ምትሕብባርን ህዝቢ ከምዘሎ ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ኮሚሽነር ጀነራል ኣራርሳ መርዳሳ ገሊፆም። ሓይሊ ፖሊስ እቲ ክልል ምስ ሰራዊት ምክልኻልን ፖሊስ ፌዴራልን ብምውዳድ ኣብ ልዕሊ እቲ…

ኣምባሳደር ዮናስ ዮሴፍ መቐመጢኡ ኣብ ታንዛኒያ ምስ ዝገበረ ዋና ዳይሬክተር ማእኸል ጂኦ ሳይንስን መዓድንን ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምባሳደር ዮናስ ዮሴፍ መቐመጢኡ ኣብ ታንዛኒያ ዳሬሰላም ምስ ዝገበረ ዋና ዳይሬክተር ማእኸል ጂኦ ሳይንስን መዓድንን ኣፍሪካ ኢብራሂም ሻዳድ ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ኢትዮጵያ ነቲ ማእኸል ዘለዋ ድጋፍን ካብቲ ማእኸል ብዝበለፀ ተረባሒት ንምግባር…

ቦርድ መረፃ ኣብ ሃገራዊ መፅናዕቲ ኣሳታፋይነት ስርዓተ ፆታ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝምልከት ምስ ሲቪክ ማሕበራት ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራዊ መፅናዕቲ ኣሳታፋይነት ስርዓተ ፆታ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝምልከት ምስ ሲቪክ ማሕበራት ይዛተ ኣሎ። ዝቕፅል ሃገራዊ መረፃ ስዒቡ ድማ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኣብ ፖለቲካን መረፃን ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ንምዕባይ…

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኦስትሪያ መዘነኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኦስትሪያኣሌክሳንደር ሻለንበርግ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ፣ ጉዳይ ግድብ…

ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ህፁፅ ኣኼቡኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ ብሄር ብሄረሰባት ደቡብ 5ይ ዙር 6ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይ ቤት ህፁፅ ኣኼቡኡ ፅባሕ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ከካይድ ኢዩ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ኣኼቡኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ተዛቲዩ ውሳነታት ከሕልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ…

ምትሓዝ መራሕቲ ናይቲ ጁንታ ኣብ ትግራይ ተስፋ ኣእሲሉ ኣሎ – ኣይተ ነቢዩ ስሑል

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምትሓዝ መራሕቲ ናይቲ ጁንታ ኣብ ትግራይ ተስፋ ከምዘዕሰለ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ኣይተ ነቢዩ ስሑል ገሊፆም። ህዝቢ ትግራይ ንዓማውቲ እቲ ስርዓት ከምዘይወድቕ ብምምሳል ዓቢዪ ፕሮፓጋንዳን እናተነዝሐሉን ዓፈና እናተፅዓነን ከምዝነበረ…

ቱርክ ኣብ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንምውፋር ድሌት ከምዘለዋ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል ዝተመርሐ ልኡክ ኣብ ቱርክ ከተማ ኢስታንቡል ቢዝነስ ካውንስል ቱርክ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ምስ ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ተዛቲዩ። ኣብቲ እዋን ዘተ ሕፅረት ሸርፊ ወፃኢ፣…