Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተምሃሮአን የመርቓ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲታት ኣሶሳን መቅደላ ኣምባ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኑዎም ተምሃሮኦም ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቖም። ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ዶክተር ከማል ኣብዱራሂም፥ እቲ ዩኒቨርሲቲ 2 ሺሕን 182 ተምሃሮ ን7ይ ግዘ ከምዘመረቐ ብምግላፅ፤ ካብ ሞንጎ…

ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ክልተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ ወረዳ ለኮማ ትማሊ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ክልተ ሰባት እንተሓልፍ ኣብ ልዕሊ ክልተ ሰባት ድማ ከቢድ ጉድኣት ኣካል ምብፅሑ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እታ ወረዳ ኣፍሊጡ። መራሒ ጉጅለ ከይዲ ስራሕ ምቁፅፃርን ድሕንነትን መገዲ…

ምክትል ከንቲባ ወ/ሮ አዳነች አቤቤ ኣብ መሕደሪ ታቦት ፅሬት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ አዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልኪ ላፍቶ ዝርከብ መሕደሪ ታቦት ምስ ዝተፈላለዩ ክፋላት መራሕቲ ሃይማኖትን ምእመናትን ብምዃን ወፍሪ ፅሬት ኣካይደን። እተን ምክትል…

ኣብ 50 ግዝኣታት ኣመሪካ ብኣፅዋር ዝተዓጀበ ተቓውሞ ከይካየድ ተሰጊኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥር፣ 2013 ዓ ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 50 ግዝኣታት ኣመሪካ ብኣፅዋር ዝተዓጀበ ተቓውሞ ከይካየድ ተሰጊኡ። ምሩፅ ፕሬዚደንት ጆ ባይደን ኣብ መፃኢ ረቡዕ ስልጣኖም ዝርከቡሉ በዓለ ሲመት ክካየድ ኢዩ። ይኹን እንበር ቅድሚኡ ካብዚ ቀዳመ ሰንበት ጀሚሩ ኣብታ ሃገር ብኣፅዋር ውግእ…

ኮሚቴ ሚኒስትራት ዕለታዊ ደገፍ ካብ ምስላጥ ብተወሳኺ ዝተመዛበሉ ወገናት መሊስካ እግሪ ናይ ምትካልን መሰረተ ልምዓታት ናይ ምምላስ ርብርብ ከምዝቐፀለ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ማእኸል ምትሕብባር ዘርፊ ብዙሕ ወሃቢ ምላሽ ኮሚቴ ሚኒስትራት ዕለታዊ ደገፍ ካብ ምስላጥ ብተወሳኺ ዝተመዛበሉ ወገናት መሊስካ እግሪ ናይ ምትካልን መሰረተ ልምዓታት ናይ ምምላስ ርብርብ ከምዝቐፀለ ገሊፁ። እቲ ኮሚቴ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 446 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 111 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 446 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 130 ሺሕን 772…

በዓል ጥምቀት ተግባራት ምክልኻል ኮቪድ-19 ተግባራዊ ብምግባር ክኽበር ከምዝግባእ  ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምእመናን በዓል ጥምቀት እንትኽብሩ ተግባራት ምክልኻል ኮቪድ-19 ተግባራዊ ብምግባር ክኽውን ከምዝግባእ ኦርቶዶክስ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲባ። በዓል ጥምቀት ብመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊን…

ኣብ ፀወታ ቤትኪንጊንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሃዋሳ ከተማ ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)7ይ ሰሙን ፀወታ ቤትኪንጊንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ሓደ ፀዋታ ኣተኣናጊዱ። ንጋንታ ባህርዳር ከተማ ዘተኣናገደት ጋንታ ሃዋሳ ከተማ 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። መስፍን ታፈሰን ኤፍሬም ኣሻሞን ናይ ሃዋሳ ሸቶታት…

ነበርቲ ወረዳ ዳሪሙ ዞባ ኢሉ ኣባቦራ ንኦነግ ሸኔ ተቓዊሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ኢሉ ኣባቦራ ወረዳ ዳሪሙ ዝነብሩ ነበርቲ ተግባር ኦነግ ሸኔ ብሰልፊ ተቓዊሞም። እቶም ነበርቲ ኣብ ዘካየዱዎ ሰልፊ ተቓውሞ፥ ኦነግ ሸኔ ሰላም ነበርቲ እታ ወረዳ እናኸልአ ምፅንሑ ገሊፆም፡፡ ኣብ ቆላማ ከባቢታት እታ ወረዳ…

ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ዝርከብ መሕደሪ ታቦት ሜዳ መቻሬ ወፍሪ ፅሬት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ልደታ ዝርከብ መሕደሪ ታቦት ሜዳ መቻሬ በዓል ጥምቀት ድሙቕን ፅሩይን ንኽኸውን ዝተፈላለዩ ኣቦታት ሃይማኖትን ማሕበረሰብ እቲ ከባቢን ኣብ ዝተረኸቡሉ ወፍሪ ፅሬት ተኻይዱ። ኣብቲ ወፍሪ ፅሬት ዝተረኸቡ ምክትል ከንቲባ ኣዲስ…