Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ ወፍሪ ክታበት መከላኸሊ ሕማም “ፖልዮ” ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ክልል ኣብ ትግራይ ዝወሃብ ወፍሪ ክታበት መከላኸሊ ሕማም ኣልምሲ(ፖልዮ) ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። እቲ ወፍሪ፥ ኣብ ከባቢ ዞባ ደቡብ ኣብ ሓደ ህፃን ዝተርኣየ ሕማም ኣልምሲ መበገሲ ብምግባር ኢዩ ዝካየድ…

መበል 15 ሱልጣን ዓፋር ኣሕመድ ኣሊሚራህ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 15 ሱልጣን ዓፋር ኣሕመድ ኣሊሚራህ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ወዲ ሱልጣን ኣሊሚራህ ዝኾኑ መበል 15 ሱልጣን ዓፋር ኣሕመድ ናይ መላእ ዓፋር ሱልጣን ዝነበሩ ሓዎም ሱልጣን ሃንፍሬ ኣሊሚራህ ካብዛ ዓለም ብሞት ምፍላዮም ስዒቡ ኣብ ዝሓለፈ…

ኮሚሽነራት ሃገራዊ ምኽክር ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ንላዕለዎት ኣመራርሓ ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ተዛቲዮም። ዋና ኮሚሽነር መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ምስ ካልኦት ኮሚሽነራት ብምዃ ኢዮም ምስ ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ…

መናእሰይ ኣብ ምዕምባብን ምስፋሕን ሰላም መተካእታ ዘይብሉ ግደኦም ክፃወቱ ይግባእ-ጀነራል ታደሰ ወረደ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ኣብ ምዕምባብን ምስፋሕን ሰላም መተካእታ ዘይብሉ ግደኦም ክፃወቱ ይግባእ ክብሉ ምክትል ረእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ገሊፆም። ዩኒቨርሲቲ መቐለ ምስ ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ማእከል ኪነጥበብ ጩራ…

ዲጂታላይዜሽን ምምሕዳር ታክስ ብድሆታት ታክስ ንምቕራፍ ዘኽእል ኢዩ- ወ/ሮ ኣይናለም ንጉሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታላይዜሽን ምምሕዳር ታክስ ብድሆታት ታክስ ንምቕራፍ ዘኽእል ኢዩ ክብላ ሚኒስትር እቶት ወ/ሮ ኣይናለም ንጉሴ ገሊፀን። ሚኒስትር እቶትን ባንኪ ዓለምን ብሓባር ዘሰናደእዎ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ዲጂታል ምምሕዳር ታክስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ…

ህንፀት ፕሮጀክት “ኩል ፖርት ኣዲስ” ኣብዚ ዓመት ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣትክልቲን ፍረምረን መፅንሒን መጓዓዓዚን ዝውዕል ህንፀት ፕሮጀክት "ኩል ፖርት ኣዲስ'' ኣብዚ ዓመት ከምዝጅመር ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ምክትል ፈፃ ስራሕ ወደብን ተርሚናልን ምህረተኣብ ተኹሉ…

ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ጉስጢት ፅዋዕ ማንዴላ ኣፍሪካ 6 ሜዳሊያታት ብምእካብ ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ጉስጢት ፅዋዕ ማንዴላ ኣፍሪካ 6 ሜዳሊያታት ብምእካብ ዛዚማ። ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ከተማ ደርባን ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር፥ ኢትዮጵያ ብሱራፌል ኣላዩ፣ ሚሊየን ጨፎን ቤተል ወልዱን ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ። ቤተልሄም ገዛህኝ፣ ሮማን…

ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ሕዝብታት ኢትዮጵያ ልዕሊ 341 ሚሊየን ፈልሲ ይዳሎ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ሕዝብታት ኢትዮጵያ ልዕሊ 341 ሚሊየን ፈልሲ ይዳሎ ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ ፈልሲ ንናይ ሎሚ ዘበን ልምዓት ሓምለዋይ ኣሰር ዝውዕል ከምዝኾነ ተገሊፁ። ሓላፊ ቁፅፅር ለውጢ ደኒ፣ ሓለዋ ከባቢን ክሌማዊ ለውጢን እቲ ክልል…

ዘበናዊ ዱኽዒ ሓዊሱ ልዕሊ 19 ሺሕ ኣገልግሎት ፍተሻ ፅርየት ፍሪያት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ምዘና ተስማዕማዕነት ኢትዮጵያ ዘበናዊ ዱኽዒ ሓዊሱ ልዕሊ 19 ሺሕ ኣገልግሎት ፍተሻ ፅርየት ፍሪያት ከምዝተኻየደ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል መዓዛ ኣበራ፥ እቲ ትካል ብቐንዱ ኣገልግሎት ላቦራቶሪ ፍተሻ ፅርየት፣ ሰርተፊኬሽን ፅርየትን…

ን50 ሺሕ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርቲን ናይ ብቕዓት ስልጠና ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝመፅእ ክረምቲ ን50 ሺሕ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርቲን ናይ ብቕዓት ስልጠና ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ። እቲ ስልጠና ፀገም ፅሬት ትምህርቲ ንምፍታሕን ብቕዓት መምህራን ንምድንፋዕን ዝዓለመ እንትኸውን÷ ኣብ ዝተመረፃ ዩኒቨርሲፃትን…