Fana: At a Speed of Life!

ፖሊስን ሕብረተሰብን ብሓባር እንተሰሪሖም ዘይወፅኡዎ ፀገም የለን – ፖሊስ ፌዴራል

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት በዓል ብሰላም ተኸቢሩ ምዝዛሙ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ኣብ ዩኔስኮ ካብ ዘመዝገበቶም ዘይድህሰሱ ወከልቲ ሓድጊታት ሓደ ዝኾነ በዓል ጥምቀት ብሰላም ንኽኽበር ብምትሕብባር ከምዝሰርሐ እውን እቲ ኮሚሽን ገሊፁ።…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 181 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 181 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 131 ሺሕን 727 ከምዝበፅሐ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ…

ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ንዘድሊዮም ወገናት ሓገዝ ህፁፅ ግዘ ይቐርብ ኣሎ-ሚኑስቴር ሰላም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዝተገበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ግሕሪ ምዝዛሙ ኣብቲ ክልል ንዝርከቡ 1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ተረባሕቲ ሃነፅቲ ምግብታትን ኣቕርቦት ሕክምናን ክበፅሖም ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ሰላም፥ ሰብኣዊ ደገፍ ንዘድሊዮም ወገናት ሓገዝ ህፁፅ ግዘ …

ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ህዝቢ ሓድነቱ ንከጠናኽር ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ህዝቢ ባዕሉ ብባዕሉ ብንትሕብባር ሓድነቱ ንከጠናኽር ፃውዒት ኣቕሪቦም። ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ኣብ ጃን ሜዳ ኣብ ዝተኸበረ ስነ…

ብዓል ጥምቀት ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ብድምቀት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብዓል ጥምቀት ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ብድምቀት ተኸቢሩ ውዒሉ። ትማሊ ታቦታት ካብ ኣድባራት ብምውፃእ ብካህናት፣ ዲያቆናትን ምእመናንን ተዓጂቡ ስርዓተ ጥምቀት ናብ ዝካየደሉ ጥምቀተ ባሕሪ ምፍናዉ ይዝከር። ሎሚ መዓልቲ ድማ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንበዓል ጥምቀት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ንበዓል ጥምቀት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን። እተን ፕሬዚዳንት፥ ''በቢከባቢኡ ንዘለኹም ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ሙሉእ በዓል ጥምቀት ንክኾነልኩም እምነ'' ኢለን። እቲ በዓል እንትኽብር…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 351 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 980 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 351 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 131 ሺሕን 546…

ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕን ሓደጋን ድልውነትን ንነበርቲ ሽረን ከባቢኡን ዝኸውን ሃናፂ ምግብታትን መድሓኒታትን ልኢኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕን ሓደጋን ድልውነትን ንነበርቲ ከተማ ሽረን ከባቢኡን ዝኸውን 500 ኩንታል ሃናፂ ምግብታትን መድሓኒታትን ከምዝለኣኸ ገሊፁ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕን ሓደጋን ድልውነትን ኣይተ ምትኩ ካሳ፥ እቲ ናውቲ ኣብቲ ከባቢ…

ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣብ በዓል ጥምቀት ገበን ንምፍፃም ተዳሊዮም ዝነበሩ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ብምውዓል ምርመራ የካይድ ከምዘሎ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣብ በዓል ጥምቀት ገበን ንምፍፃም ተዳሊዮም ዝነበሩ 205 ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ብምውዓል ምርመራ የካይድ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ፖሊስ ምስ ካልኦት ኣካላት ፀፅታ ብንትሕብባር ካብ ሕብረተሰብ ብዝመፅአ ሓበሬታ መበገሲ ብምግባር…

ኣብ ከተማ ኣክሱምን ሽረን ሎሚ መዓልቲ  ኣማስዩ ግልጋሎት መብራህቲ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ በቲ ጁንታ ጉድኣት በፂሑዎ ዝነበረ  መስመር ኤሌክትሪክ ብምፅጋን ከተማ ዓድዋ፣ አክሱምን ሽረን ሎሚ መዓልቲ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ አገልገሎት ረኺበን። ከተማ ሑመራን ወልቃይቲን ከባቢኡን ድማ እልክትሪክ ንክረኽቡ…