Fana: At a Speed of Life!

ዕጡቕ ሓይሊ እቲ ጁንታ ብምምራሕን ብምውጋእን ዝተሳተፉ ሜጀር ጄኔራል መሓመድ እሻን ብርጋዴር ጄኔራል ሙሉጌታ በርሀን ኢዶም ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝነበሩን ብክብሪ ብጡረታ ዝተሰናበቱን ዕጡቕ ሓይሊ እቲ ጁንታ ብምምራሕን ብምውጋእን ዝተሳተፉ ሜጀር ጄኔራል መሓመድ እሻን ብርጋዴር ጄኔራል ሙሉጌታ በርሀን ኢዶም ከምዝሃቡ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። ዋና…

ዩኒሴፍ ምግቢን ቀረባት ሕክምናን ናብ መቐለን ማይፀብሪን ምልኣኹ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ትካል መድሕን ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ) 8 ሺሕ ዝኸውን ምግቢን ቀረባት ሕክምናን ናብ መቐለን ማይፀብሪን ምልኣኹ ገሊፁ። እቲ ትካል፥ ትሕቲ 5 ዓመት ንዝኾኑ ህፃናት፣ ነብሰፁር ዝኾና ኣዶታትን መጥበውቲ ኣንስቲን ዝኸውን 2 ሺሕሕ 700…

ኣብ ትግራይ “ሰብኣዊ ሓገዝ ኣይቐርብን ዘሎ” ዝብሉ ኣካላት ትርፊ ፖለቲካ ንምርካብ ሓሲቦም ኢዮም-ዶክተር ሙሉ ነጋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ “ሰብኣዊ ሓገዝ ኣይቐርብን ዘሎ” ዝብሉ ኣካላት ትርፊ ፖለቲካ ንምርካብ ሓሲቦም ኢዮም ክብሉ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ሙሉ ነጋ ተዛሪቦም። እቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ስራሕ እንትጅምር ንዜጋታት ሰብኣዊ…

ተግባር ሰናይ ፍቓድ ሓድጊ እዚ ወለዶ ኮይኑ ዘገልግል ኢዩ – ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ሰላም ፌዴሪኢ ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ዩኒቨርሲቲ እናሰልጠኑ ምስ ዝርከቡ ወለንታውያን መናእሰይ ተዛቲየን። በተን ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጂግጂጋ እናሰልጠኑ ኣብ ዝርከቡ 471 ወለንታታት ዑደት ገይሩ።…

ኢትዮጵያን ጂቡቲን ኣገልግሎት ካርጎ ባሕሪ ኣየር ንምጅማር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን በዓል መዚ ናፃ ዞባ ወደብ ጂቡቲን ብሓባር ብምዃን ኣገልግሎት ካርጎ ባሕሪ ኣየር ብምጅማር ዝውውር ሸቐጣት ብምቅልጣፍ ንግዲ ኣህጉር ኣፍሪካ ብዝበለፀ ምስላት ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ብፍላይ ካብ ቻይና ናብ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት 8ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት 8ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ከካይድ ኢዩ። ኣብ ኣኼቡኡ ድማ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን፣ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕጊ፣ ፍትሒ ዴሞክራሲን፥ እቲ ባይቶ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ 15 ታሕሳስ…

ናብ ሽረ ልዕሊ ብር 3 ሚሊየን ዋጋ ዘለዎም መድሕን ህይወት መድሓኒታት ይጓዓዙ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ኣቕራቢ ኣፋውስ ኢትዮጵያ ብር 3 ሚሊየን 96 ሺሕን 657 ዋጋ ዘለዎም መድሕን ህይወት መድሓኒታት ናብ ሽረ እናጓዓዓዘ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ካብ 12 ጥሪ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ መድሕን ዝኾኑ መድሓኒታት እናጓዓዓዘ ከምዝኾነ እቲ ኤጀንሲ ገሊፁ ኣሎ።…

ሱዳን ዶባ ብዝተጠናኸረ መገዲ ክትሕሉ እምበር መሬት ኢትዮጵያ ንኽትሕዝ ፍቓድ ዝሃባ የለን – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዘሎ ዘይምስምዕማዕ ብሰላማዊ ድርድር ንኽፍታሕ ኢትዮጵያ ሕዚ እውን  ድልውቲ ከምዝኾነት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስትር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ዝሃቡዎ ሳምንታዊ መግለፂ፥ ሱዳን ኣብ ዶብ ከባቢ…

መበል 41 ኣኼባ ቀዋሚ ልኡኽ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 41 ኣኼባ ቀዋሚ ልኡኽ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ብቪዲዮ ኮንፈረንስ ይሳለጥ ኣሎ። ኣቲ ኣኼባ “ስነ-ጥበብ፣ ባህሊን ሓድጊን ንደሊያ ኣፍሪካ ንምህናፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ እናተሳለጠ ከምዝርከብ ሓበሬታ እቲ ሕብረት ኣመላኺቱ፡፡ ካብ…

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣምባሳደር ድንበሩ ኣለሙ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣምባሳደር ድንበሩ ኣለሙ ኣብ መቓብር ሙስሊም ኮልፌ ተፈፂሙ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ፥ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብዝተረኸቡሉ ኢዩ…