Fana: At a Speed of Life!

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ከይዲ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ከይዲ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ልዕሊ ብር 18 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሩ። እቲ ምምሕዳር ኣብ ከይዲ ምኽባር ሕጊ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝገበሮ ሓገዝ፥ 2 ሺሕ ኩንታል ጣፍ፣ 2 ሺሕ…

ኢትዮጵያን እስራኤልን ኣብ ዓውዲ ፋርማሲዩቲካልን ኣይሲቲን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉወን ጉዳያት ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣይተ ሳንዶካን ደበበ ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያን ብሩንዲን ራፋኤል ሞራቭ ኢትዮጵያን እስራኤልን ኣብ ዓውዲ ፋርማሲዩቲካልን ኣይሲቲን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም።…

ዶክተር ኣብረሃም በላይ ኣካቢ ቦርድ ግዜኢ ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሳይንስን ቴክኖሎጂን ፌዴሪኢን ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ትግራይን ዶክተር ኣብርሃም በላይ ኣካቢ ቦርድ ግልጋሎት ዜና ኣገልግሎት(ግዜኢ) ብምዃን ተሸይሞም። እቲ ሹመት ብቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ዝቐረበ እንትኸውን፥ ኣብ…

ሞት ዜጋታት፣ ምምዝባልን ንብረት ምዕናውን ጠጠው ዝብለሉ ኩነታትን ዝተጎድኡ ወገናት ብዘላቐነት ክጣየሹ ንምግባርን ዝሰርሕ ጉጅለ ንኽጣየሽ ውሳነ ተመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት 8ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣካይዱ። ኣብ ኣኼቡኡ ድማ ኣብ ዞባ መተከል ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝረአ ሞት ዜጋታት፣ ምምዝባልን ምዕናው ንብረት፣ ጠጠው ዝብለሉ ኩነታትን…

ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 25 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 25 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ወይዘሪት ፍሬሕይወት ታምሩ ሎሚ መዓልቲ ኣብዝሃብኡ መግለፂ፥ ኣብቲ ዝሓለፈ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 25 ነጥቢ 57 ቢሊየን ብር…

ተርሚናል ከበድቲ ፅዕነት ተሸከርከርቲ ዲቾቶ ተመሪቑ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ዝተሃነፀ ተርሚናል ከበድቲ ፅዕነት ተሸከርከርቲ ዲቾቶ ህንፀቱ ተዛዚሙ ተመሪቑ ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመረ ተገሊፁ። እቲ ተርሚናል ኣብ 12 ሄክታር መሬት ዝተሃነፀ እንትኸውን፥ 750 ተሸከርከርቲ ከተኣናግድ ዝኽእል ኢዩ ተባሂሉ፡፡…

ቻይና ኣብ ልዕሊ ነበር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፒዮ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 28 ኣሜሪካውያን ማዕቐብ ኣንቢራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ ልዕሊ ነበር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፒዮ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 28 ኣሜሪካውያን ማዕቐብ ኣንቢራ። እቲ ማዕቐብ እቶም ውልቀ ሰባት ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ቻይና ኣቲዮም ኢዮም ብዝብል ዝተነበረ ምዃኑ ቤት ዕዮ ጉዳያት ወፃኢ ቻይና…

ሱዳን ብሳልሳይ ወገን ዝተዳለወላ መፃወዲያ ኲናት ገዲፋ እቲ ፀገም ብድርድር ንምፍታሕ ቆራፅ ክትከውን ኣለዋ – ጀነራል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን ብሳልሳይ ወገን ዝተዳለወላ መፃወዲያ ኲናት ገዲፋ ፀገም ጉዳይ ዶብ ብድርድር ንምፍታሕ ቆራፅ ክትከውን ከምዝግባእ ኢታማዦር ሹምሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ጀነራል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። እቶም ኢታማዦር ሹም፥ ህዝቢ ትግራይ ጁንታ ህወሓት ተመሊሱ ከምዝመፅእ…

ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን መበል 46 ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ብምዃን ቃለማሕላ ፈፂሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን መብል 46 ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ብምዃን ቃለማሕላ ፈፂሞም። ፀላም ኣሜሪካዊት ካማላ ሃሪስ ድማ ፈላሚት ጓልኣንስተይቲ ምክትል ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ብምዃን ቃለማሕላ ፈፂመን ኣለዋ። ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ቃለማሕላ ድሕሪ ምፍፃሞም…

ኣብ ረቂቕ መምርሒ ቦርድ መረፃ ዘድሃበ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረቂቕ መምርሒ ቦርድ መረፃ ዘድሃበ ዘተ ምስ ሰብ ሞያታት ጥዕና፣ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣካላት ፀፅታትን ተሳሊጡ። ስለዝኾነ ድማ ካብ ጎስጓስ መረፃ ጀሚሩ ከይዲ መረፃ፣ ኮቪድ-19 ክስዕቦ ዝኽእል ፅዕንቶ ምንካይ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ብምትኳር…