Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ዋና ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ሄንሪታ ፎር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል መድሕን ህፃናት (ዩኒሴፍ)ሄንሪታ ፎር ጋር ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልል ትግራይ ማእኸል መተሓባበሪ ሰብኣዊ…

ልዕሊ ብር 71 ሚሊየን ዋጋ ዘለዎም ኣፋውስን እታወታት ሕክምናን ናብ ትግራይ ተላኢኾም ይከፋፈል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና፣ ኤጀንሲተዛቱን ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይን ምስ ሰብኣዊን ኣጋራት ልምዓትን ብምትሕብባር ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝን መሊስካ ምጥያሽን እናሰርሑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ኣብ ዝተጎድኡ ከባቢታት ዘሎ ሕብረተሰብ ቅድሚ ኩሉ ድሕንነቱን ጥዕናኡን…

ዩኒቨርሲቲ ኣኽሱም ተመረቕቲ ተምሃሩኡ 20ን 21 ጥሪ 2013 ዓ.ም ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኲሓ ካምፓስ ተቐቢሉ ከምዘምህር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣኽሱም ተመረቕቲ ተምሃሩኡ 20ን 21 ጥሪ 2013 ዓ.ም ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኲሓ ካምፓስ ተቐቢሉ ከምዘምህር ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ፕሮፌሰር ገብረእየሱስ ብርሃነ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥…

ተወሰኽቲ ተወሰኽቲ 292 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና እንትርከቦም 653 ድማ ሒሹዎም  

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 292 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 132 ሺሕን 326 ከምዝበፅሐ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ…

ዩንቨርስቲ ኣኽሱም 20ን 21ን ጥሪን ንተመረቕቲ ተምሃሮ ኣብ ዩንቨርስቲ መቐለ ካምፓስ ኩይሐ ብምቕባል ከምዘምህር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ኣኽሱም 20ን 21ን ጥሪን ንተመረቕቲ ተምሃሮ ኣብ ዩንቨርስቲ መቐለ ካምፓስ ኩይሐ ብምቅባል ከምዘምህር ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ዩንቨርስቲ ፕሮፌሰር ገብረእየሱስ ብርሃነ፥  ኣብ ትግራይ ይውሰድ ብዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ተቛሪፁ ዝፀንሐ ከይደ…

ኣብ ትግራይ ን 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሰባት ሓገዝ ንምሃብ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ከምእተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ን 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሰባት ሓገዝ ንምሃብ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ከምእተገበረ ተገሊፁ ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድልውነትን ገሊፁ። ኮሚሽነር ምትኩ ካሳ፥ ኣብቲ ክልል ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ቅድሚ ምጅማሩ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን…

መበል 125 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ እዚ ዓመት ብሄራዊ ሓድነት ብዘጠናኽር መልክዑ ክኽበር – ኢዩ ዶ/ር ሂሩት ካሳው

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ እዚ ዓመት ብሄራዊ ሓድነት ብዘጠናኽር መልክዑ ንምኽባር ምድላው እናተገበረ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው፥ “በዓል ዓወት ዓድዋ መግለፂ ብሄራዊ ሓድነት…

ኣብ ክልል ትግራይ ተቛሪፁ ዝነበረ ትምህርቲ ንምጅማር እናተሰርሐ ኢዩ – ሚኒስቴር ትምህርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ተቛሪፁ ዝነበረ ትምህርቲ ንምጅማር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ገለፁ፡፡ ኣመራርሓታትን ሰብ ሞያታትን ቤት ዕዮ እቲ ሚኒስቴር ኣብ ቀፃሊ ኣብ ክልል ትግራይ ትምህርቲ ንምጅማር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂቡ ምስ…

ኣብ ማእኸላ ዞባ ጎንደር ኬላ ፍተሻ ሳንጃ 62 ስራሕ ቱርኪ ሽጉጣት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸላ ዞባ ጎንደር ኬላ ፍተሻ ሳንጃ 62 ስራሕ ቱርኪ ሽጉጣት ከምዝሓዘ ፖሊስ ኣፍሊጡ። እቶም ሽጉጣት ዝተትሓዙ ትማሊ ረፋድ ኣብ ወረዳ ታሕታይ ኣርማጨሆ ከተማ ሳንጃ ኬላ መቆፃፀሪ ፍተሻ ከምዝኾነ ዋና ሓላፊ መምርሒ ፖሊስን ሚዲያ ኮሙዩኒኬሽንን…

ቦርድ መረፃ ትምህርቲ መረፃ ንመሃብ ሕቶ ኣፍልጦ ንዘቕረቡ ሲቪል ማሕበራት ቀዳማይ ዙር ኣፍልጦ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ትምህርቲ መረፃ ንመሃብ ሕቶ ኣፍልጦ ንዘቕረቡ ሲቪል ማሕበራት ቀዳማይ ዙር ኣፍልጦ ከምዘሃበ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ ንመረፅቲ ትምህርቲ ዘምህሩ ማሕበራት ኣፍልጦ ንመሃብ ብዝገበሮ ፃውዒት መሰረት ብምግባር ሲቪል ማሕበራት ምልክታ…