Fana: At a Speed of Life!

ፀገም ቀረብ መገልገሊ መሳርሒታት ሕክምናን ኣፋውስን ብዘላቒነት ንምፍታሕ ኣሰራርሕኡ ምምሕያሽ ይግባእ – ዶክተር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ብብርኪ ሃገር ውፁእ ዘይኮነ ፀገም ቀረብ መገልገሊ መሳርሒታት ሕክምናን ኣፋውስን ብዘላቒነት ንምፍታሕ ኣሰራርሕኡ ምምሕያሽ ከምዝግባእ ሚኒስትር ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ኣፈፃፅማ ትልሚ ስራሕ 6 ወርሒ ኣብ ፍላግ ሺፕ…

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ከተማ ጋምቤላ ዘህነፀኦ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣመሪቐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት ካብ ዘህነፆም 20 ካልኣይ ብርኪ ኣቢያተ ትምህርቲ እቲ መበል 11 ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣመሪቑ። እቲ ቤት ፅሕፈት፥ ኣብቲ ክልል ከተማ ጋምቤላ ጣቢያ 05 ብብር 13 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዘህነፆ ብርሃን ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ…

ኣብ ልዕሊ ሓሙሽተ ዕጡቓት ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ቄለም ወለጋ ሓሙሽተ ዕጡቓት ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደሎምን ሓሙሽተ ዕጡቓት ድማ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉን ፖሊስ ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። ብኻሊእ መዳይ ድማ ጃል ያዴሳ ንዝተብሃለ ኣባል ኦነግ ሸኔ ብባንኪ ኣቢሉ ክለኣኽ ዝነበረ 122 ሺሕን…

ሚኒስቴር ንግዲ ኣብ እዋናዊ እታወት ዘይቲ ዘለዉ ፀገማት ኣድሂቡ ምስ ኣፍረይቲን ኣምፃእቲን ሓዊሱ ኣብቲ ዓውዲ ምስ ዘለዉ ኣካላት ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግዲ ኣብ እዋናዊ እታወት ዘይቲ ዘለዉ ፀገማት ኣድሂቡ ምስ ኣፍረይቲን ኣምፃእቲን ሓዊሱ ኣብቲ ዓውዲ ምስ ዘለዉ ኣካላት ተዛቲዩ። ካብ 2002 ዓ.ም ጀሚሩ ዋጋ ዘይቲ ኣብ ዕዳጋ ብተኸታታሊ ናይ ምውሳኽ ዝንባለ የርኢ እምበር፥ ካብ ቅድሚ ሓደ…

ንኹሉ ዝሓቁፍ ሃገራዊ ዘተ ንምግባር ምድላው ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥሮ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማይንድ ኢትዮጵያ ዝተባህለ እኩብ ሸውዓተ ትካላት ኣብ ኢትዮጵያ ሃገራዊ ምርድዳእ ንምፍጣር ንኹሉ ዝሓቁፍ ሃገራዊ ዘተ ንምግባር ምድላው እናገበረ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። ኣባል ማይንድ ኢትዮጵያን ኣካቢ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ኣይተ…

እንግሊዝ ካብ ታንዛኒያን ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ኣብ ዝኣትዉ ተጓዓዝቲ ማዕቐብ ኣንቢራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዝ ካብ ታንዛኒያን ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ኣብ ዝኣትዉ ተጓዓዝቲ ናብታ ሃገር ከየኣትዉ እገዳ ኣንቢራ። እቲ እገዳ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝተርኣየ ሓዱሽ ለበዳ ኮቪድ-19 ከይስፋሕፈሕ ብምሕሳብ ዝተነበረ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ በዚ ድማ ካብ ሎሚ…

ኤለን መስክ ካርቦን ክኽዝን ዝኽእል ቴክኖሎጂ ንዘቕረበ ኣካል 100 ሚሊየን ዶላር ሽልማት ኣሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኣፍሪካ ኣሜሪካዊ ቢሊየነር ኤለን መስክ ካርቦን ብምኽዛን ወይ እውን ብመሓዝ ጉድኣት ከባቢ ኣየር ክንኪ ዝኽእል ቴክኖሎጂ ንዘቕረበ ኣካል 100 ሚሊየን ዶላር ሽልማት ኣሰናዲኡ። ስፔስ ኤክስን ብሓይሊ ፀሓይ ዝሰርሓ ተሸከርከርቲ ዘፍሪዩ ትካላት…

ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 135 ሓደሽቲ ከተማታትን ጣቢያታትን ገጠርን ተጠቀምቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይነን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 135 ሓደሽቲ ከተማታትን ጣቢያታትን ገጠርን ተጠቀምቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝኾና ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ተበፅሕነት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ንምርግጋፅ ኣብ ዝተገበረ ፃዕሪ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 142…

ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ዝሃነፆም ኣቢያተ ትምህርቲ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ዝሃነፆም ክልተ ካልኣይ ብርኪ ኣቢያተ ትምህርቲ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ቀዳማዊት እመቤት ወይዘሮ ዝናሽ ታያቸው ሓዊሱ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ…

ኣይተ ተወልደ ገብረማርያም ንዕዉትነት ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካ ዘበርከቱዎ ኣስተዋፅኦ ሽልማት ተበርኪቱሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ተወልደ ገብረማርያም ንዕዉትነት ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካ ዘበርከቱዎ ኣስተዋፅኦ ሽልማት ተበርኪቱሎም። ኣይተ ተወልደ፥ ብግሩፕ ንግዲ ኤኢን ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ኣብ ዝተዳለወ ስነስርዓት ተረኺቦም ሽልማቶም…