Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኤግዚብሽን ስታርት ኣፕ ኢትዮጵያ ዝሳተፉ ዘለዉ ስታርት ኣፖት መወዳደሪ ስራሕቶም ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኤግዚብሽን ስታርት ኣፕ ኢትዮጵያ ዝሳተፉ ዘለዉ ስታርት ኣፖት መወዳደሪ ስራሕቶም ኣቕሪቦም። ቀፃሊ ቀዳም ኣብ ዝዛዘም ውድድር ስታርት ኣፓት ዝቐርቡ 20 ስታርት ኣፓት ኢዮም ስራሕቶም ኣቕሪቦም። ንውድድር ዝቐረቡ ስራሕቲ ስታርት ኣፓት…

መንግስቲ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ንምጥንኻርን መተኣኻኸቢ ተረኽ ንምህናፅን ብቖራፅነት እናሰርሐ ይርከብ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ንምጥንኻርን መተኣኻኸቢ ተረኽ ንምህናፅን ብቖራፅነት እናሰርሐ ከምዝርከብ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ምስ ግዜኢ ኣብ ዝገበሩዎ ፃሒንት÷…

ካብ ኣገልግሎት ካዳስተር ልዕሊ 4 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኤጀንሲ ምዝገባን ሓበሬታን ትሕዝቶ መሬት ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ካብ ኣገልግሎት ካዳስተር ልዕሊ 4 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ገሊፁ፡፡ ኣብቲ ኤጀንሲ ዳይሬክተር ምዝገባ ሓበሬታን ኣገልግሎትን ትሕዝቶ ሓሰን…

መድረኽ ዘተ ዓብዪ ኮሚቴ ብሄራዊ መተሓባበሪ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2016 (አ6ፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ዓብዪ ኮሚቴ ብሄራዊ መተሓባበሪ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ከምዝተሳለጠ መክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ዘላቒ ኢኮኖሚያዊ ክታመ…

16 ኢትዮጵያውያን ብሓደጋ ምግልባጥ ጀልባ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)16 ኢትዮጵያውያን ብሓደጋ ምግልባጥ ጀልባ ህይወቶም ስኢኖም። ካልኦት ኣብታ ጀልባ ዝነበሩ 28 ዜጋታት ድማ ክሳብ ሐዚ ክርከቡ ከምዘይተኽኣሉ ተገሊፁ። ትማሊ ምሸት ካብ ወሰን ባሕሪ የመን ፍሉይ ሽሙ ኣራ ካብ ዝበሃል ቦታ 77 ኢትዮጵያዊያን…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ከይዲ ህንፀት ሆስፒታል ደቡብ ግንባር ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ጉራቻ እናተሃነፀ ዝርከብ ሆስፒታል ደቡብ ግንባር ከሕዱ ህንፀቱ ተዓዚቦም። ከይዲ ህንፀት እቲ ሆስፒታልን ሕዚ ዝርከበሉ ብርኪን ብዝምልከት ብተቋረፅቲ ገለፃ…

ታይዋን ዳግም ብተኸታታሊ ከቢድ ርዕደ መሬት ተወቒዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ታይዋን ሕልፈት ህይወት 17 ሰባት ካብ ዘብፀሐ ሓደጋ ርዕደ መሬት ድሕሪ ሰለስተ ሰሙን ካብ ትማሊ ምሸት ከሳብ ሎሚ ወጋሕታ ንሰዓታት ዝፀንሐ ከቢድ ተኸታታሊ ርዕደ መሬት ከምዘጋጠማ ተገልጿል፡፡ ፈለማ ብሬክተር ስኬል 5 ነጥቢ 5 ዝተመዘገበን ትማሊ…

ኣብ ማሌዥያ ወታደራዊ ሄሊኮፕተራት ብምግጫወን ህይወት 10 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማሌዥያ ንብረት ሓይሊ ባሕሪ ሮያል ዝኾና ክልተ ወታደራዊ ሄሊኮፕተራት ብምግጫወን ህይወት 10 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። በቲ ሓደጋ ሰለስተ ደቂ ኣንስትዮ መኮንናት ሓይሊ ባሕሪ ሓዊሱ ህይወት 10 ሰባት ከምዝሓለፈ መራኸብቲ ሓፋሽ እታ ሃገር…

መምርሒ ሓበሬታ እዚ ደቡብ ብክትትል ዝሓዞ ልዕሊ 30 ኩንታል መዐወኒ እፅ ኣወጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መምርሒ ሓበሬታ እዚ ደቡብ ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ወረዳ ሻላ ብመሰረት ዝገበሮ ክትትል ዝሓዞ ልዕሊ 30 ኩንታል ካናቢስ ዝተብሃለ መዐወኒ እፅ ከምዘወገደ ኣፍሊጡ። ተወካሊ መራሒ ጉጅለ ምርመራን ክትትልን ገበን እቲ ወተሃደራዊ እዚ ሻለቃ ብርሃኑ…

ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ንዓውዲ ጥዕና ዝገብሮ ሓገዝ ከምዘጠናኽር ኣረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘይብዳህ ስርዓት ጥዕና ጋህዲ ንምግባርን ኩለመዳይ ሽፋን ጥዕና ኣብ ምምሕያሽን ኣድላዪ ሓገዝ ከምዝገብር ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ፡፡ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ምስ ልኡኽ ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ብሓባር ኣብ ዝስርሑ ጉዳያት…