ኣብ ከተማ ጎዴይ ንዝህነፅ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ሚረድ ለይሊ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብ ከተማ ጎዴይ ንዝህነፅ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ሚረድ ለይሊ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ።
ምስቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብምዃን ሚኒሰስትር ዲኤታ ትራንስፖርት ኣይተ ካሳሁን ጎፌን ዋና መካየዲ…