Fana: At a Speed of Life!

ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ተሳትፎን ውክልናን ደቂ ኣንስትዮ ንምዕባይ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ልዝብ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ተሳትፎን ውክልናን ደቂ ኣንስትዮ ንምዕባይ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ልዝብ ይግበር ኣሎ። ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካን ሲቪክ ማሕበራትን እናተሳተፉሉ ዝርከብ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ደቂ ኣንስትዮን፣ ህፃናትን መናእሰይን ሙና…

ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ኣብ ከተማታት ተሓፂሮም ዝፀንሑ ናይ ልምዓትን ሓሳባትን ናብ ካልኦት ከባቢታት ዘስፋሕፍሕ ኢዩ – ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ኣብ ከተማታት ተሓፂሮም ዝፀንሑ ናይ ልምዓት ሓሳባት ናብ ካልኦት ከባቢታት ብምስፋሕ ኣማራፂታት ኢኮኖሚ ዓቢዪ ረብሓ ከምዘለዎ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣባል ብሄራዊ…

ትካላት ድሕንነት ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ከባቢያዊ ጉዳያትን ኣውዲታት ህንፀት ዓቕሚን ተሓባቢረነረ ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ድሕንነት ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ከባቢያዊ ጉዳያትን ኣውዲታት ህንፀት ዓቕሚን ተሓባቢረነረ ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ዳይሬክተር ጀነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ምስ ዳይሬክተር ጀነራል ቢሮ…

ተወሰኽቲ 476 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 846 ሰባት ድማ ሒሹዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 852 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 476 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 135 ሺሕን 45 ከምዝበፅሐ…

ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ መልእኽቲ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ተቐቢሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ  ኣብይ ኣሕመድ ዝተልኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም። እቲ መልእኽቲ ዘብፅሑ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ፍሉይ መልእኽተኛ ዶክተር ኣብይን ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለኝ ኢዮም። ሚኒስትር…

ምስ ሓይሊ ዕጡቕ ጁንታ ብምስላፍ እንትዋግኡን እንተዋግኡን ዝነበሩ 18 ላዕለዎት መኮንናት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ሓይሊ ዕጡቕ ጁንታ ብምስላፍ ካብ መቐለ ክሳብ ቆላ ተምቤን እንትዋግኡን እንተዋግኡን ዝነበሩ 18 ላዕለዎት መኮንናት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ዋና ዳይሬክተር ኢንዶክትርኔሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሜጀር ጀኔራል መሓመድ ተሰማ፥18 ላዕለዎት…

ንሸሞንተ ኣዋርሕ ተኣጓጊሉ ዝነበረ ዝርገሐ መስመር ባቡር ኣዋሽ – ኮምቦልቻ – ሃራ ገበያ ምስራሕ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምስ ክፍሊት ካሕሳ ተተሓሒዡ ንሸሞንተ ኣዋርሕ ተኣጓጊሉ ዝነበረ ዝርገሐ ፕሮጀክት መስመር ባቡር ኣዋሽ - ኮምቦልቻ - ሃራ ገበያ ፀገሙ ተፈቲሑ ስርሑ እናቐፀለ ከምዝኾነ መካየዲ ስራሕ እቲ ፕሮጀክት ኢንጂነር ኣብዱልከሪም መሓመድ ገሊፆም። ኣካል እቲ…

500 ኣቢያተ ትምህርቲ ዝሓቖፈ ፕሮጀክት ምገባ ቤት ትምህርቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ ትካል መድሕን ህፃናት ብምትሕብባር 500 ኣቢያተ ትምህርቲ ዝሓቖፈ ፕሮጀክት ምገባ ቤት ትምህርቲ ዕላዊ ገይሩ። በቲ ሃገር በቆል ዝኾነ ፕሮጀክት ምገባ ኣቢያተ ትምህርቲ፥ ልዕሊ 163 ሺሕ ተምሃሮ ኣካል እቲ ምገባ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣምባሳደራት ሕብረት ኣውሮፓን ተወከልቲ እተን ሃገራትን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣምባሳደራት ሕብረት ኣውሮፓን ተወከልቲ እተን ሃገራትን ተዛቲዮም፡፡ ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ኢዮም ምስቶም ኣምባሳደራት ሕብረት ኣውሮፓን ተወከልቲ…

ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ሰዓራይ ሓሳብ ጥራሕ ውክልና ህዝቢ ክረክብ ከምዝግባእ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ሰዓራይ ሓሳብ ጥራሕ ውክልና ህዝቢ ክረክብ ከምዝግባእ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛሪቦም። ኣብቲ ፃንሒት ዝተረኸቡ ተወከልቲ ፓርቲታት ኣብን፣ ኢዜማን ትዴፓን፥ ፓርቲታት…