Fana: At a Speed of Life!

ሚኒሰስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴን ሚኒስትር ሕርሻ ዑመር ሑሴንን ምስ ፕሬዚዳንት መበል 26 ኮንፈረንስ ኩነታት ለውጢ ኣየር ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሚኒሰስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴን ሚኒስትር ሕርሻ ዑመር ሑሴንን ምስ ፕሬዚዳንት መበል 26 ኮንፈረንስ ኩነታት ለውጢ ኣየር ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣሎክ ሻርማ ኣብ ሓምለዋይ ልምዓት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ምስቶም ፕሬዚዳንት ኣብ…

ኮሚቴ ሚኒስትራት ማእኸል ምትሕብባር ብሄራዊ ህፁፅ እዋን ኩለ መዳይ ወሃቢ መልሲ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኮሚቴ ሚኒስትራት ማእኸል ምትሕብባር ብሄራዊ ህፁፅ እዋን ኩለ መዳይ ወሃቢ መልሲ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣካይዱ። እቲ ኮሚቴ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ከይዲ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንዝተፈጠሩ ሰብኣዊን ማሕበራዊን ፀገማት ኣወሃህባ ምላሽን ተግባራትን ከምኡ እውን ዝተጎድኡ…

ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኮርፖሬሽን ባንኪ ልምዓት መሬት ፌዴራልን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኮርፖሬሽን ባንኪ ልምዓት መሬት ፌዴራልን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ተተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት፥ መሰረተ ልምዓት እቲ ኮርፖሬሽን ናብ ዲጂታል ንኸኣቱ ናይ ምግባርን ልምዓት ሳይቨር…

ኣምባሳደር ዶክተር ኣይሮሪት መሓመድ ያሲን ምስ ሓለፍቲ ናፃ ዞባ ኢኮኖሚ ሰላላህ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ልኡኽን በዓል ምሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያን ኣብ ኦማን ኣምባሳደር ዶክተር አይሮሪት መሐመድ ያሲን ምስ ሓለፍቲ ናፃ ዞባ ኢኮኖሚ ሰላላህ  ተዛቲዮም። እቶም ኣምባሳደርን ሰራሕተኛታት እቲ ኤምባሲን፥ ምስ ፈፃሚ ስራሕ ሰላላህ ናፃ ዞባ ኢኮኖሚ…

እንግሊዝ ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ሓገዝ ክትገብር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዝ ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ሓገዝ ክትገብር ምዃና ተገሊፁ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እንግሊዝ ዶሚኒክ ራብ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዓቕሚ መራኸብቲ ሓፋሽ ንምሕጋዝን ንምህናፅን እንግሊዝ ሓገዝ ከምትገብር ገሊፆም፡፡ እቶም ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጵያ…

መድረኽ ዘተ ርእሰ ምምሕዳራትን ኣፈ ጉባኤታትን ኣብ ከተማ ባህርዳር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ብኣሰናዳእነት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ዝካየድ መድረኽ ዘተ ርእሰ ምምሕዳራትን ኣፈ ጉባኤታትን ኣብ ከተማ ባህርዳር ይሳለጥ ኣሎ። “ፅቡቕ ጉርብትና ንምዕባለ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ መድረኸ ዘተ ጎረባብቲ ክልላት ሰሜንን ምዕራብን ኢትዮጵያ…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ኣብ ልዑል ብርኪ ምብፅሑ ሰብ ሞያታት ጥዕና ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ኣብ ልዑል ብርኪ ምብፅሑ ሰብ ሞያታት ጥዕና ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ እቶም ሰብ ሞያታት፥ ሕብረተሰብ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዘርእዮ ዘሎ ምዝንጋዕ ልዑል ብፅሒት ከምዘለዎ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ብሚኒስቴር ኣብ ትካል መዋደዲ ሰብ ስራሕ ኣካልን መሐገዚ ኣካልን ሚኒስቴር ጥዕና ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ብሚኒስቴር ኣብ ትካል መዋደዲ ሰብ ስራሕ ኣካልን መሐገዚ ኣካልን ሚኒስቴር ጥዕና ዑደት ገይሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ትካል ዑደት ዝገበሩ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኢዩ፡፡ ብኣላዛር ታደለ እዋናዊን…

መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ኢትዮጵያ ክትበፅሖ ዝሃቀነቶ ራእይ ንምዕዋት ዘኽእል ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ኢትዮጵያ ክትበፅሖ ዝሃቀነቶ ራእይ ንምዕዋት ዘኽእል ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። መቐመጢኦም ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣምባሳደራትን ማህበረሰብ ዲፕሎማሰኛታትን፤ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት…

ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ዱብቲ ዝተሃነፀ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ክልል ዓፋር ዞባ ኣውሲ-ረሱ ከተማ ዱብቲ ብብር 13 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዝተሃነፀ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስረውዓት ምረቓ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው፣ ርእሰምምሕዳር ክልል ዓፋር…