ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፍሊፖ ግራንዴ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ምስ ብላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፍሊፖ ግራንዴ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲየን።
እተን ሚኒስትር፥ ኣብ ሰብኣዊ ሓገዝን ጉዳይ ስደተኛታትን ኣብ ኢትዮጵያ እናተሰርሑ ብዛዕባ ዘለዉ ተግባራት…