Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ልዕሊ ውልቀ ሰባትን ትካላትን ኢያ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ልዕሊ ውልቀ ሰባትን ትካላትን ከምዝኾነት ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፀፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ኢትዮጵያ ዓባይ ሃገር ስለዝኾነት ሓሳብና፣ ስራሕናን…

ዩኔን ሕብረት ስራሕ ኣፍረይቲ ቡን ኦሮሚያ ፋብሪካ ቡን ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ፋብሪካ ቡን ዩኔን ሕብረት ስራሕ ኣፍረይቲ ቡን ኦሮሚያ መሪቖም ኣጀሚሮም። እቲ ዩኒየን ዋን ኮ ኮፊ (ONE-KOO coffee) ፋብሪካ ቡኑኡ ሎሚ መዓልቲ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብዝተረኸቡሉ ኣመሪቑ…

ሚኒስቴር ትራንስፖርት ንግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብር 10 ሚሊየንን ዝተፈላለዩ ኣቑሑትን ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ተፀዋዕቲ ትካላት ሚኒስቴር ትራንስፖርት፥ ኣብ መንግስቲ ክልል ትግራይ ቢሮ ኮንስትራክሽን፣ መገዲን ትራንስፖርትን ናብ ስሩዕ ምንቅስቓሱ ንኽምለስ ብር 10 ሚሊየን ገንዘብን ዝተፈላለዩ ኣቑሑትን ሓገዝ ምግባሩ ገሊፁ። ኣብ ክልል ትግራይ ዝዝተኻየደ ወፍሪ…

መርሃ ግብሪ ምጅማር ኦን ላይን ፍቓድ ምዝገባ ንግዲን ስርዓት ኣሰራርሓ ምሃብ ግልጋሎትን ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምጅማር ኦን ላይን ፍቓድ ምዝገባ ንግዲን ስርዓት ኣሰራርሓ ምሃብ ግልጋሎትን ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ስርዓት ኣወሃህባ ኣገልግሎት፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ተረኺቦም።…

ኣብ ዞባ ሲቲ ወረዳ ኣይሻኣ ዝተሃነፀ ተርሚናል ስግረ ዶብ ተሸከርከርቲ ደወሌ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሲቲ ወረዳ ኣይሻኣ ዝተሃነፀ ተርሚናል ስግረ ዶብ ተሸከርከርቲ ደወሌ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። እቲ ተርሚናል ንምምራቕ ድማ ብሚኒስትር ትራንስፖርት ወየዋሮ ዳግማዊት ሞገስን ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ትራንስፖርት ፌዴራል ኣይተ ኣብዲሳ ያደታን…

ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲታት ተምሃሮአን ኣመሪቐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲታት ተምሃሮአን ኣመሪቐን። ዩኒቨርሲቲ ደምቢ ዶሎ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 59 ተምሃሩኡ ንፈለማ እዋን ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ፡፡ ዩኒቨርሲቲ ደብረ ታቦር እውን ብ39 ክፍሊታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 2 ሺሕን…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓመታዊ ኮንፈረንስ ሓበራዊ ስፔስ ተሳቲፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሓበራዊ መድረኽ ኢምፕሮቬት ኣጠቓቕማን ዓቕሚን ስፔስ ቴክኖሎጂ ዘለዋ ቅዋም ገሊፃ። ኣብ ረብሓ ስፔስ ቴክኖሎጂ ኣመልኪቱ ኣብ እስራኤል ኣብ ዝተሰናድአ ኣኼባ መርበብ ሓበሬታ፥ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ ትሰርሖ ዝተጠናኸረ ምንቅስቓስ ገለፃ…

ተወሰኽቲ 771 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 127 ሰባት ድማ ሒሹዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 11 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 771 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 136 ሺሕን 363 ከምዝበፅሐ…

ወ/ሮ ሙፍሪሃት ካሚል ምስ ምክትል ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)  ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፍሪሃት ካሚል ምስ ምክትል ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ጊልስ ሚካድ ተዛቲየን። እቶም መራሕቲ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ውፅኢታውን ደሕንነቱ ዝሓለወን ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ ብዝምልከት ምዝታዮም ተገሊፁ።…

ኣብ ማይካድራ ዝተፈፀመ ጭፍጨፋ ሙሉእ ውፅኢት ምርመራ ካብ ሓኻይም እንትግለፅ ዕላዊ ክግበር ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጭፍጨፋ ማይካድራ ካብ ሞንጎ ዝተሳተፉ 279 ተጠርጠርቲ ዘይተተሓዙ ሃዲንካ ናብ ሕጊ ንምቕራብ ስራሕቲ እናተሰርሑ ከምዝኾኑ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊን ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራልን ገሊፆም፡፡ ኣብቲ ዝተፈፀመ ጨፍጫፍ፥ መናእሰይ እቲ ከባቢ ሙሉእ ቀረብ ምግቢ…