Fana: At a Speed of Life!

ፕሮጀክት መሰረተ ልምዓት መዕቖሪ ነዳዲ፣ መአዘዚ ሃዲድ ባቡርን መራገፊ ነዳዲን ኣዋሽ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት መሰረተ ልምዓት መዕቖሪ ነዳዲ፣ መአዘዚ ሃዲድ ባቡርን መራገፊ ነዳዲን ኣዋሽ ተጀሚሩ። እቲ ፕሮጀክት ዝህነፅ ኣብ ክልል ዓፋር እንትኸውን፥ ብ2 ነጥቢ 8 ቢሊዮን ብር ወፃኢ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ክዛዘም ኢዩ ተባሂሉ። ምኡእ ወፃኢ እቲ…

341 ዜጋታት ካብ ሱዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2013 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)341 ዜጋታት ካብ ሱዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብቶም ናብሃገሮምዝተመለሱ እቶም 76 ህፃናት ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ተወካሊ ዳይረክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ነቶም ተመለስቲ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ…

ውድብ ጥዕና ዓለም ክታበት ሰደድ ንከይግበር ንዝኸልከለ ሕብረት ኣውሮፓ ነቒፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2013 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ነቲ ብሕብረት ኣውሮፓ ዝወፅአ ኣብ ኣባላት ሃገራት ዝፈርይ ክታበት ቫይረስኮሮና ናብ ወፃኢ ሰደድ ከይግበር ዝብል ሕጊ ተቓዊምዎ። ሕብረት ኣውሮፓ ክታበት ቫይረስኮሮና ንምብፃሕ ሕፅረት ኣብ ዘጋጠመሉ ግዘ እዩ፡ ኣብ ኣባል ሃገራት…

መበል 38 ዓለም ለኸ ውድድር ኣቋራጭ ጃንሜዳ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) መበል 38 ዓለም ለኸ ውድድር ኣቋራጭ ጃንሜዳ አብ ፍሉይ ዞባ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ሱኡልታ ይካየድ ኣሎ። ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዘዳለዎ እንትኸውን፥ ብዝተፈላለዩ ስፖርታዊ ተግባራት ይካይድ ኣሎ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ…

ዩንቨርስቲ ኣርሲ 1 ሺሕን 959 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ኣርሲ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ሰልጠኖም 1 ሺሕን 959 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቶም ተምህሮ ብጥዕና፣ ቢዝነስን ኢኮኖሚክስን፣ ትምህርትን ስነባህሪን፣ ሕጊ፣ ማህበራዊ ሳይንስን ሂዩማኒቲስን ኣብ ግብርናን ከባቢ ሳይንስን ኮሌጃት ዝሰልጠኑ ኢዮም።…

ህንፀት  ግድብ ህዳሰ ብዝተተለመሉ እዋንን ብዝድለ መገዲን ይፍፀም ከምዘሎ ተገምጊሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት  ግድብ ህዳሰ ብዝተተለመሉ እዋንን ብዝድለ መገዲን ይፍፀም ከምዘሎ ተገምጊሙ። ሚንስትር ማይ መስኖን ኢነርጂን  ዶ/ር ኢ/ር ስለሺ በቀለን  ኣባላት ቦርድ ኤሌክትሪክ ኢትዮጰያን ኣብቲ  ስፍራ ኣብ ዝገበርዎ ዑደት ኢዩ እቲ ገምግም ገይሮም።…

ጁንታ ህወሓት ካብ ትካላት ጥዕና ዝወረሮም ብርክት ዝበሉ ናውቲታት ሕክምና ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣  22 ጥሪ ፣ 2013  ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ህወሓት ካብ ትካላት ጥዕና ዝወረሮም ብርክት ዝበሉ ናውቲታት ሕክምና ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ መምርሒ ጥዕና መከላኸሊ ኣፍሊጡ። እቶም መድሓኒትን ናውቲታት ሕክምናን ቆላ ተንቤን ፍሉይ ስሙ ጎሮሮ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ እዮም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብመስኖ ዝለምዐ ስንዳይ ጎቢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብመስኖ ዝለምዐ ስንዳይ ጎቢዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝገበርዎ ዑደት፥ ፕሬዚዳንት እቲ ክልል ሽመልስ ኣብዲሳን ሓዊሱ ካልኦት ሰብ መዚ መንግስቲ ተረኺቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ክልል…

ላዕለዋይ ኮሚሽነር ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፊሊፖ ግራንዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ጣብያታት ተመዛበልቲ ኤርትራ ጎብንዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ላዕለዋይ ኮሚሽነር ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፊሊፖ ግራንዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ጣብያታት ተመዛበልቲ ኤርትራ ጎብንዮም። ሚኒስትር ሰላም ሙፈሪያት ካሚል፥ ኢትዮጵያ ስደተኛታት ኣብ  ማሕበራዊ ጉዳያት ንክሳተፉ ፖሊሲ ብምቕራፅን ዝተፈላለዩ ተግባራት…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝገበሮ ስሩዕ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሰነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝገበሮ መበል 95 ስሩዕ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሰነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ፅዕንቶ ልቓሕ ዘለወን ትካላት ልምዓት መንግስቲ ካብቲ ዕዳ ንምልቓቕ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ፣ ኮርፖሬሽን ምምሕዳር ሃፍትን ዕዳን ንምጥያሽ ኣብ ዝወፅአ…