Fana: At a Speed of Life!

መበል 14 ሰሙነ ክታበት ኣፍሪካ ኣብ ክልል ትግራይ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ሰሙነ ክታበት ኣፍሪካ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ይኽበር ኣሎ፡፡ ሚኒስቴር ጥዕና ሞትን ሕማማትን ኣዴታትን ዕሸላትን ንምንካይ ምስ ክልላትን ዝምልከቶም ኣካላትን ብምትሕብባር ብርክት ዝበሉ ስራሕቲ እናሰርሐ ከምዝርከብ ኣብቲ መድረኽ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኡጋንዳ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኡጋንዳ ሮቢናህ ናባንጃ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ገይረን። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ÷ ነተን ቀዳማይ ሚኒስትር ብምቕባል ሓፈሻዊ ምንቅስቓስን ከይዲ ምፍራይ…

ግሪክ ካብ በረኻ ሰሃራ ብዝተልዓለ ኣውሎ ንፋስ ብዶሮና ከምዝተሸፈነት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግሪክ ካብ በረኻ ሰሃራ ብዝተልዓለ ኣውሎ ንፋስ ብዶሮና ከምዝተሸፈነት ተገሊፁ። ካብ ኣፍሪካ ብዝተልዓለ ልዑል ዶሮና ዝሓዘለ ኣውሎ ንፋስ ከተማ ኣቴንስን ካልኦት ከተማታት ግሪኽን ዝተሸፈና እንትኾና፤ ሰማይ እታ ሃገር ቀያሕታይ ቀለም ብዘለዎ ብናን…

ምትሕብባር ብሪክስ ንምጥንኻር ዝዓለመ መድረኽ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሰብ ሞያ ትካላት መፅናዕቲን ምርምርን ኢትዮጵያን ሩሲያን ምትሕብባር ብሪክስ ንምጥንኻር ዘኽእል መድረኽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የካይዱ ኣለዉ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ምትሕብባር ብሪክስ ንምጥንኻር ዘሕእሉ ሓለዋ ከባቢን ክሌማዊ ለውጢን፣ ኣብ ሕርሻ፣…

ስራሕቲ መሰረተ ልምዓት መገዲ ዘተዓናቕፉ ፀገማት ንምፍታሕ ሓራዊ ግንዛበ ምሓዝ ይግባእ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ መሰረተ ልምዓት መገዲ ዘተዓናቕፉ ፀገማት ንምፍታሕ ሓራዊ ግንዛበ ምሓዝ ይግባእ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ኣባላት እቲ ባይቶ÷ ኣብ ሓፈሻዊ ከይዲ ልምዓት መሰረተ ልምዓት መገዲ ኢትዮጵያ ብምድሃብ ምስ ሚኒስቴር…

ጥሕሰት ስነ-ምግባር ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ 52 ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ካብ ዝቐረቡ 95 ጥቆማታት 36 ኣመራሓን ሰራሕተኛታትን ጥፍኣተ ከምዝኾኑ ብምርግጋፁ ስጉምቲ ከምዝተወሰደሎም ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ናይ ዝተረፉ ጉዳይ ድማ ብኮሚቴ ዲሲፕሊን እናተርኣየ ከምዝርከብ…

ናይ ሕሶት ሓበሬታ

ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዛዕባ ዕጥቂ ኣባላት ሚልሻ ይምልከት ብዝብል ናይ ሕሶት ሓበሬታ እናተጋወሐ ይርከብ ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ኣብ ክልል ኣምሓራ ‘ብዛዕባ ዕጥቂ ኣባላት ሚልሻ ይምልከት’ ብዝብል ናይ ሕሶት ሓበሬታ እናተጋወሐ ከምዝርከብ ተሓቢሩ። ንኩለን…

ኣብ መስኖ ስርናይ ሓጋይ ልዕሊ 2 ሚሊየን ሄክታር ዝራእቲ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መስኖ ስርናይ ሓጋይ ብዝራእቲ ካብ ዝተሸፈነ 3 ሚሊየን ሄክታር እቲ ልዕሊ 2 ሚሊየን ሄክታር ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ክሳብ ሕዚ ካብ ዝተኣከበ ዝራእቲ ድማ ፤ 73 ነጥቢ 9 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ከምዝተረኸበ ፈፃሚ ስራሕ ርክብ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ህንፀት ዝርከብ ገዛ ተደርሚሱ ብዝበፅሐ ሓደጋ ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከተማ ወረዳ 12 ፍሉይ ሽሙ ጠሮ መስጊድ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ኣብ ህንፀት ዝርከብ ገዛ ተደርሚሱ ብዝበፅሐ ሓደጋ ህይወት ሸውዓተ ሰባት ሓሊፉ። ፈፃሚት ስራሕ እቲ ክፍለ ከተማ ወ/ሮ ኣይዳ ኣወል…

ሱልጣን ኣሕመድ ኣሊሚራህ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋፅ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ምድጋፍ ይግባእ ኢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱልጣን ኣሕመድ ኣሊሚራህ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋፅ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ብሓባር ምድጋፍ ይግባእ ኢሎም። ወዲ ሱልጣን ኣሊሚራህ ዝኾኑ መበል 15 ሱልጣን ኣሕመድ ኣሊሚራህ ዓፋር፥ ኣብ ወፃኢ ዓዲ ድሕሪ ዝነበሮም ፃንሒት ሎሚ መዓልቲ ናብ…