Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል ምስ ተወካሊ ትካል ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ምስ ተወካሊ ትካል ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ዶክተር ስቴቨን ኦማሞ ተዛቲየን። እተን ሚኒስትር፥ ትካል ምግቢ ዓለም ኢትዮጵያ ፀገም ኣብ ዘጋጠማ እዋን ኩሉ ግዘ ኣብ ጎኒ መንግስቲን ህዝቢን ኢትዮጵያ ጠጠው…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኦሮሚያ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝተዳለወ ናይ ድጋፍ ሰልፊ ይከየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኦሮሚያ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝተዳለወ ናይ ድጋፍ ሰልፊ ይከየድ ኣሎ። እቶም ሰልፊታት፥ ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዞባ ምብራቕ ሃረርጌን ጉጂን ከምኡ እውን ኣብ ከተማታት ቢሾፍቱን ሞጆን ኢዮም እናተኻየዱ ዝርከቡ፡፡…

ጃፓን ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝን መሊስካ ንምጥያሽን ኣብ ዝግበር ከይዲ ንምሕጋዝ ድልውቲ ኢያ – ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓን ኣብ ክልል ትግራይ ምስ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ሰብኣዊ ሓገዝን መሊስካ ንምጥያሽን ኣብ ዝግበር ከይዲ ንምሕጋዝ ድልውቲ ከምዝኾነት ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮን ተዛሪበን። ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ካሚል ምስ ኣምባሳደር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ  ኣብ መላእ ዓለም ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ፈተዉቲ ኢትዮጵያን ፃዉዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ  ኣብ መላእ ዓለም ንዝርከቡ ኢትዮጵያዊያንን ፈተዉቲ ኢትዮጵያን ፃዉዒት ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣዶ መልክዕን ባህርን ደቃ ሓደ ከምዘይኾን ኩሉ፥ ካብ ማህፀን ኢትዮጵያ በቑይሎም ክብሪ ረኺቦምን ንልዕሊ…

ኣብ ክልል ትግራይ ጉድኣት ዝበፅሖም ኢንዱስትሪታት ናብ ስራሕ ንምእታው ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ልዕልነት ሕጊ ንምርግጋፅ ኣብ ዝተወሰደ ስጉምቲ ጉድኣት ዝበፅሖም ኢንዱስትሪታት ናብ ስራሕ ንምእታው እናተሰርሐ ከምዝኾነ ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ኣብቲ ክልል ዝርከቡ ጉድኣት ዝበፅሖም ትካላት ናብ…

ኣብ ክልል ትግራይ ተቛሪፁ ዝነበረ ግልጋሎት ትራንስፖርት ኣብ ምጅማር ኣባላት ፖሊስ ፌዴራል ዝዓበየ ብፅት ከምዝተዋፅኡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ተፈጢሩ ብዝነበረ ኲናት ምኽንያት ተቛሪፁ ዝነበረ ግልጋሎት ትራንስፖርት ኣብ ምጅማር ኣባላት ፖሊስ ፌዴራል ዝዓበየ ብፅት ከምዝተዋፅኡ ቤት ፅሕፈት መገዲን ትራንስፖርትን ከተማ መቐለ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ከበደ ኣሰፋ፥ እቲ…

ኣብ ገመድ ተሸከርከርቲ ሓዊሱ ሓደሽቲ ኣማራፂታት ትራንስፖርት ንምጥቃም ይስራሕ ኣሎ – ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ገመድ ተሸከርከርቲ ሓዊሱ ሓደሽቲ ኣማራፂታት ትራንስፖርት ንምጥቃም እናተሰርሐ ክዝኾነ ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘዳለዎን ኣድህቡኡ ኣብ ጉዳያት ፖሊሲ ምስ ዝገበረ…

ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንሰለስተ ተኸታተልቲ ዝፀንሕ ብማሕበራዊ ሚዲያ ንብሄራዊ ቦርድ መረፃ ይሕተቱ ከምዝተዳለወ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንሰለስተ ተኸታተልቲ ዝፀንሕ ብማሕበራዊ ሚዲያ ንብሄራዊ ቦርድ መረፃ ይሕተቱ ከምዝተዳለወ ተገሊፁ። እቲ ማሕበራዊ ሚዲያ ቦርድ መረፃ ከምዝሓበሮ፥ ኣብ ጉዳይ መረፃ ጥራሕ ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት ሕቶታት ምቕራብ ይከኣል…

ኣብ መንፈቕ ዓመት በጀት 2013 ዓ.ም ልዕሊ ብር 149 ቢሊየን ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንፈቕ ዓመት በጀት 2013 ዓ.ም ልዕሊ ብር 149 ነጥቢ 2 ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ሚኒሰስትር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው ኣፈፃፅማ ሽዱሽተ ወርሒ እቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮ ኣመልኪቶም ኣብ ዘሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ…

ኢትዮጵያ መርህ መሰረት ዝገበረ ስርዓት ምምሕዳር ዕዳ ትኽተል ኣላ – ሚኒስትር ገንዘብ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መርህ መሰረት ዝገበረ ስርዓት ምምሕዳር ዕዳ እናተኸተለት ምዃና ሚኒስትር ገንዘብ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዓለም ለኸ ስርዓት ኣመሓድራ እናተግበሮ ኣብ ዝርከብ ኣሰራርሓ ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ፡፡ ኣብ መግለፂኡ ድማ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ…