Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ሓበሬታ ብሞያ ኣቪዬሽን ደሕንነት ዘሰልጠኖም 200 ኦፊሰራት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ሓበሬታ ብሞያ ኣቪዬሽን ደሕንነት ዘሰልጠኖም 200 ኦፊሰራት ኣመሪቑ። ዳይሬክተር ጀነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን<span;> ኣይተ ተመሰገን ጥሩነህ፥ እቶም ተመረቕቲ ኩርዓት ሃገር ዝኾነ መገዲ ኣየር…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘዉዴ ንኣምባሳደር ወይንሸት ታደሰ በዓልቲ ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ንክኾና ሸይመነአን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝደንት ፌዴሪኢ ሳህለ ወርቅ ዘዉዴ ንኣምባሳደር ወይንሸት ታደሰ ፍልይቲ መልእኽተኛን በዓልቲ ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ፌዴሪኢ ንክኾና ሸይመነአን። እተን ፕሬዚዳንት ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ዓንቀፅ 71 ንኡስ ዓንቀፅ 3 ኢየን እቲ ሽመት ሂበን።…

ነበርቲ ክልል ደቡብ ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ንዘድሊዮም ወገናት ልዕሊ ብር 11 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ክልል ደቡብ ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ንዘድሊዮም ወገናት ልዕሊ ብር 11 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሮም። ተወከልቲ እቲ ክልል ካብ ነበርቲ ዝተኣከበ ሓገዝ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መቐለ ተረኺቦም ንግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣረኪቦም።…

ኣምባሳደር ነብያት ንኣፍሪካፖል ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መብርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣልጄሪያ ኣምባሳደር ነብያት ተቐማጥነቱ ኣብ ኣልጄሪያ ንዝገበረ ኣፍሪካፖል ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መብርሂ ሂቦም። እቲ መብሪሂ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝተኻየደ ስራሕቲ ምኽባር ሕጊን ምንቅስቓስ…

ሰብ ሃፍቲ ሩስያ ኣብ ኢትዮጵያ ብዓውዲ ልምዓት ኢኖቬሽን፣ ቴክኖሎጂን ኢነርጂን ንምስታፍ ባህጊ ከምዘለዎም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ሩስያ ኣብ ኢትዮጵያ ብዓውዲ ልምዓት ኢኖቬሽን፣ ቴክኖሎጂን ኢነርጂን ንምስታፍ ባህጊ ከምዘለዎም ኣቦ መንበር ማሕበር ኢንቨስተራትን መሃዝቲ ስራሕን ልምዓት ኢኮኖሚ ወፃኢ ሩሲያ ማረክ ሩስላን ገሊፆም። በቶም ኣቦ መንበር ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ…

ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ጅማ ኣባጅፋርን ባህርዳር ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መበል 11 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ጅማ ኣባጅፋርን ባህርዳር ከተማን ክልተ ማዕረ ተፈላሊየን። ክልቲአን ሽቶታት ጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር ተመስገን ደረሰ ዘመዝገበን እንትኸውን፥ ፍፁም ኣለሙን ምንይሉ ወንድሙን…

ልዕሊ 19 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረለን 47 መሳርሒታት ወደብ ናብ ስራሕ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደረቕ ወደብ ሞጆ ቅልጡፍ ኣገልግሎት ንምሃብ ዘኽእላ ልዕሊ 19 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረለን 47 መሳርሒታት ወደብ ናብ ስራሕ ኣቲየን። ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ ደገፍ ዝተገዝኣ እተን መሳርሒታት ወደብ ስነ ሰርዓት ምረቐአን ኣብ ደረቕ ወደብ…

ሱዳን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝፈፀመቶ ወራር ታሪኻ ስሕተት ኢዩ – ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝፈፀመቶ ወራር ብመንፅር ሞራል፣ ሕጊ ኢሉ እውን ምስ ዘለወን ዝፀንሐ ምሕዝነት እንትረአ ታሪኻ ስሕተት ከምዝኾነ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ፌዴሪኢ ኣብ ሱዳን ይበልጣል ኣእምሮ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ኣብ እዋናዊ…

ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ዝተዋፈሩ 61 ውልቀ ትካላት ዝሓቖፈ መድረኽ ምትሕብባር ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ዝተዋፈሩ 61 ውልቀ ትካላት ዝሓቖፈ መድረኽ ምትሕብባር ዘፈር ቅልቀ ተጣይሹ። ምስ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ብምዃን ዝተጣየሸ እቲ መድረኽ ምትሕብባር፥ እቶም ውልቀ ትካላት ኣብ ኢትዮጵያ ዲጂታል ኢኮኖሚ ንምህናፅ ዝግበር…

መርሃ ግብሪ ምፍናው ዋንጫ ህዳሰ ግድብ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ዋንጫ ህዳሰ ግድብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነበሮ ፃንሒት ብምዝዛሙ ንተገኛ ክልል ንምርካብ ዘኽእል መርሃ ግብሪ ምፍናው ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ገብሪ መክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነሽ ኣበቤ፣ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ሀዝባዊ መተሓባበሪ…