Fana: At a Speed of Life!

ትኽክለኛነት መረዳእታ ትምህርቲ ምርግጋፅ ዘኽእል ቴክኖሎጂ ተግባራዊ ክግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ብመንግስቲ ኢትዮጵያን ውልቀ ትካላት ትምህርቲን ዝተመረቐ ትኽክለኛነት መረዳእታ ትምህርቲ ምርግጋፅ ዘኽእል ቴክኖሎጂ ተግባራዊ ክግበር ኢዩ። ዋና ዳይረክተር ኤጀንሲ ኣግባብነትን ፅርየትን ላዕለዋይ ትምህርቲ ዶክተር አንዱዓለም አድማሴ ንፋና ብሮድካስቲንግ…

መበል 34 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) መበል 34 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ። እቲ ጉባኤ፥ “ኪነ ጥበብ፣ ባህልን ቅርስን ንህንፀት እንብህጋ ኣፍሪካ” ዝብል መሪሕ ቃል ከምዘለዎ ተገሊፁ። ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ኣህጉራዊን ቀጠናውን ጉዳያት ዘተኮረ ዘተ…

ቻይና ን50 ዓመታት ዝዘለቐ ሽርክነኣ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ን50 ዓመታት ዝዘለቐ ሽርክነኣ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩአን ገሊፆም። ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩአን ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ኣብ መንጎ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 726 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 65 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 726 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 140 ሺሕን 883…

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)68 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ቤይሩ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ብምትሕብባር ፍሪደም ፈንድን ኣጋር ኢትዮጵያን ዝተብሃሉ ሃገር በቀል ትካላት ገበርቲ ሰናይ  ኢዮም እቶም ዜጋታት ተመሊሶም። ተወካሊ…

ካብ ትግራይ ናብ ሱዳን ዝተሰደዱ 60 ሺሕ ዝጋታት ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልል ትግራይ ናብ ሱዳን ዝተሰደዱ 60 ሺሕ ዝጋታት ንምምላስ ይስራዳይሬክተር ጄኔራል ኤጀንሲ ጉዳያት ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስቲን ተስፋሁን ጎበዛይ ገሊፆም። ዜጋታት ንምምላስ ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት…

ኣፈፃፅማ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 78 ነጥቢ 3 ሚኢታዊ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 78 ነጥቢ 3 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ኣፍሊጦም። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ዝፈፀሞም ተግባራትን ከይዲ ህንፀት እቲ ግድብን ብዝምከት…

ዋና ፀሓፊ ኢጋድ  ዶክተር ወረቅነህ ገበየሁ ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገረ ፓርቹጋል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ  ዶክተር ወረቅነህ ገበየሁ ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገረ ፓርቹጋል ጃኦ ጎሜስ ክራቪኖ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ጂኦ ፖለቲካ፣ ድሕንነት ባሕሪ፣ ስደትን ካልኦት ጉዳያትን ትኹረት ብምግባር ብኢንተርኔት ከምዝተኻየደ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ…

ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ከይዲ ለውጢን ሃገራዊ ምርጫን ትድግፍ ኢያ-ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ከይዲ ለውጢን ሃገራዊ ምርጫን ከምእትድግፍ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ አንቶኒ ብሊንከን ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃሚ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣብ…

እኒ ሜጀር ጄኔራል ገ/መድህን ፍቃዴ ንብረት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኾኑ 50 መራኸብቲ ራዲዮ ንፍሉይ ሓይሊ ትግራይ ከምዝሃቡ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)<span;>እኒ ሜጀር ጄኔራል ገ/መድህን ፍቃዴ ንብረት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኾኑ 30 ክሳብ 40 ነፀለላ ራዲዮታትን 50 ኣብ ዝባን ዝተሓዙ መራኸብቲ ራዲዮታትን ንፍሉይ ሓይሊ ትግራይ ከምዝሃቡ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ገሊፁ። ሎሚ መዓልቲ…